Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ምስ ጃፓን ንዘለዋ ርክብ ልዑል ቦታ ትህብ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጃፓን ሃያሺ ዮሺማሳ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያ ምስ ጃፓን ንዘለዋ ርክብ ልዑል ቦታ ትህብ ኢሎም።…

ፋብሪካ ሲሚንቶ ኪው ዣ ቻይና ኣብ ምፍራይ ስሚንቶ ኢትዮጵያ ንምውፋር ድልየት ከምዘለዎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ሲሚንቶ ኪው ዣ ቻይና ኣብ ምፍራይ ስሚንቶ ድሬዳዋ ንምውፋር ድልየት ከምዘለዎ ገሊፁ። ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ እቲ ፋብሪካ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ድሬዳዋ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ስራሕቲ መሰረተ ልምዓትን ሓምላዋይ ልምዓትን ሓዊሱ ኣብቲ…

ጃፓን ኣብ ክልቲኣዊን ዓለም ለኻዊን ምትሕብባራት ምስ ኢትዮጵያ ንምስራሕ ዘለዋ ቁርፀኝነት ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጃፓን ሃያሺ ዮሺማሳ ሃገሮም ጃፓን ኣብ ክልቲኣዊን ዓለም ለኻዊን ምትሕብባራት ምስ ኢትዮጵያ ንምስራሕ ዘለዋ ቁርፀኝነት ገሊፆም። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት…

ፅንሰ ሓሳብ ምድማር መሰረት ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ኢዩ- ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅንሰ ሓሳብ ምድማር  ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ንምቕፃል መሰረት ከምዝኾነ ሚኒስትር ዓለም ለኸ ርክብ ህዝቢ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ ገሊፆም። “ምድማር  ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት”…

ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብን ንምድምሳስ ኣብ ዝተኻየደ ወፍሪ ንዝተሳተፉ ኣካላት ኣፍልጦ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብን ንምድምሳስ ኣብ ዝተኻየደ ወፍሪ ንዝተሳተፉ ኣባላት ፖሊስ እቲ ክልልን ንሰራዊት ደገፍ ንዝገበሩ ኣካላትን ኣፍልጦ ተዋሂቡ። እቲ መድረኽ ኣብ ዞባ ኣፍዴር ወረዳ ቆህሌ ጣቢያ  ዳራዬ ሎሚ መዓልቲ ከምዘተሳለጠ…

ኣብ ትግባራ ቀንዲ ዕማማት ህዝብን ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይን ግደ ሲቪል ማሕበረሰብ ዕዙዝ እዩ- ሌ/ጀነራል ፃድቃን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግባረ ቀንዲ ዕማማት ህዝብን ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይን ግደ ሕብረት ማሕበራት ሲቪል ማሕበረሰብ ክልል ትግራይ ዕዙዝ እዩ ክብሉ ምክትል ርእሰ ምምሕዳርን ካቢኔ ሴክሬታርያት ዲሞክራታይዜሽንን ዘይምእኹል ምሕደራን ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ  …

ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ካብ 29 ሓምለ  ጀሚሩ ተምሃሮ ከምዝቕበል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ካብ 29 ሓምለ ክሳብ 1 ነሓሰ 2015 ዓ/ም ቅበላ ተምሃሮ ከምዘካይድ ኣፍሊጡ። ፕሬዚደንት ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ዶክተር ዛይድ ነጋሽ፥ እቲ ዩኒቨርስቲ ብሰንኪ ኵናት ኣብ ስነልቦና፣ ሓይሊ ሰቡን ዉሽጣዊ ናዉትን ኣዝዩ ከቢድ ሃስያ…

ኣብ ኣወዳድባ ክልል ደቡብ ዝጠመተ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣወዳድባ ክልል ደቡብ ዝጠመተ ዘተ ኣመራርሓ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይሳለጥ ኣሎ። ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ፥ ኣወዳድባ ንዝበነበረና ክብሪ ዘስእን ዘይኮነስ ከብሪ ሕብረተሰብ ዝውስኽ ኢዩ ኢሎም። ኣብ እዋን ጉባኤ በቢከባቢኡ…

ሰር ቦብ ጌልዶፍ ን10 ሸሕ ህፃናት ትግራይ ዝውዕል ናውቲ ትምህርቲ ብሓገዝ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ገባሪ ሰናት ኣይስ(EYES) ካብ ሰር ቦብ ጌልዶፍ ዝረኸቦ ን10 ሸሕ ህፃናት ትግራይ ዝውዕል ናውቲ ትምህርቲ ሎሚ መዓልቲ ኣረኪቡሎሚ መዓልቲ ኣረኪቡ። ኣካያዲ ስራሕ ኣይስ ኣይተ ብስራት መስፍን፥ ህፃናት ትግራይ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ክምለሱን…

ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ኣቦታት ሃይማኖትን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ተረኺቦም። ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 2015 ዓ.ምን ትልሚ 2016 ዓ.ምን ዝጠመተ ዘተ ከምዝግበር ግዜኢ ፀብፂቡ።…