Fana: At a Speed of Life!

ንኣገልግሎት ትልሚ ስድራ ካብ ዘድሊ ገንዘብ፥ 23 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ክፍተት ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣገልግሎት ትልሚ ስድራ ካብ ዘድሊ ገንዘብ፥ 23 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ክፍተት ከምዘሎ  ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ከም ሃገር በቢዓመቱ ንመማልኢ እታዎታት ኣገልግሎት ትልሚ ስድራ ካብ ዘድሊ 41 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዶላር፥ 2 ሚሊየን ዶላር ካብ…

ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ስሩዕ ጉባኤኡ ፅባሕ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ስሩዕ ጉባኤኡ ፅባሕ ክጅምር ከምዝጅምር ተገሊፁ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት እቲ ቤት ምኽሪ ኣይተ ጌቱ ነገዎ ንግዜኢ ከምዝበልዎ፥ እቲ ጉባኤ ንክልተ መዓልታት ክፀንሕ ኢዩ። ኣብ ፃንሒቱ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 2015 ዓ.ም…

ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝን ቤህነን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝን ምንቅስቓስ ናፅነት ህዝቢ ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ (ቤህነን)ን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሎመረ ጉዳይ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ዝፈረሙ÷ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣሻድሊ ሓሰንን ኣቦ መንበር…

በጀት 2016 ዓ.ም ክልል ደቡብ ልዕሊ 55 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ንኽኸውን ውሳነ ሓሳብ ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በጀት 2016 ዓ.ም ክልል ደቡብ 55 ቢሊየን 836 ሚሊየን 723 ሺሕን 309 ብር ንኽኸውን ናብ ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ውሳነ ሓሳብ ቀሪቡ። ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ መበል 54 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ረቂቐ በጀት 2016…

ኢትዮጵያን ፈንድ ልምዓት ኣፍሪካን ስምምዕነት ሓገዝ 84 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ፈንድ ልምዓት ኣፍሪካን መፍረያይነት ስርናይ ንምምሕያሽ ዝውዕል ስምምዕነት ልምዓት ሓገዝ 84 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት÷ ብወገን መንግስቲ ኢትዮጵያ ሚነስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ፤ ንፈንድ ልምዓት ኣፍሪካን…

ኣብ ቤጂንግ ኣብ 140 ዓመታት ታሪኽ ኣጋጢሙ ዘይፈልጥ ልዑል መጠን ዘለዎ ዝናብ ወቒዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቻይና ቤጂንግ ካብ 29 ሓለ ክሳብ 2 ነሓሰ 2023 ዝወቕዐ ዝናብ ኣብ 140 ዓመታት ታሪኽ እታ ሃገር ኣጋጢሙ ዘይፈልጥ ልዑል መጠን ዘለዎ ዝናብ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እታ ከተማ ኣብ ሞንጎ ቀዳምን ረቡዕን 744 ነጥቢ 8 ሚሊ ሜትር መጠን ዘለዎ…

ኢትዮጵያን ቱርኪን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብምትእስሳር ተረባሕነት ኢኮኖሚአን ከረጋግፃ ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቱርኪን ኣብ ዓውዲታት ንግዲ፣ ጥዕና፣ ኢንቨስትመንት፣ ባህሊን ስግግር ቴክኖሎጂን ብምትእስሳር ተረባሕነት ኢኮኖሚአን ከረጋግፃ ከምዝግባእ ተሓቢሩ። ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያ ርክባት ወፃኢ ዲማ ነገዎ (ዶ/ር) ምስ…

መሸጢ ዋጋ ፍርያታት ነዳዲ ክሳብ ነሓሰ 30 ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ኩሎም ፍርያታት ነዳዲ ክሳብ 30 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ኣብ ወርሒ ሓምለ እናተሸጦ ብዝነበን ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ምንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ኣብ ዝቕፅሉ እዋናት ዕዳጋ ነዳዲ ዓለም መበገሲ ብምግባር ኣድላዪ ምምሕያሽ…

ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣብ ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ኢንዱስትሪ ዝተዋፈራ ደቂ ኣንስትዮ ኣፍረይቲ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጀይ ባንጋ ኣብ ካልኣይ ኣብ ኢትዮጵያ መዓልቲ ፃንሒቶም ኣብ ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ኢንዱስትሪ ዝተዋፈራ ደቂ ኣንስትዮ ኣፍረይቲ ዑደት ገይሮም። ብሓገዝ መንግስቲ ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ብዝንቀሳቐስ ፕሮግራም ልምዓት…

ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ምክትል ሓጋዚ ግምጃ ቤት ኣሜሪካ  ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ምክትል ሓጋዚ ግምጃ ቤት ኣሜሪካ ኤሪክ ሜየር ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ መርሃ ግብሪ መመሓየሺ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዘድሀበ ከምዝኾነ እቲ ባንኪ ኣብ ትዊተር ገፁ ኣብ ዘመሓለለፎ ሓበሬታ ኣመልኪቱ።…