ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባህላዊ መልክዓ ምድሪ ጌዴኦ ኣብ ዩኔስኮ ንኽምዝገብ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ጌዴኦ ዝርከብ ባህላዊ መልክዓ ምድሪ ጌዴኦ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን (ዩኔስኮ) ንኽምዝገብ እናተሰርሐ ምዃኑ መምርሒ ባህሊን ቱሪዝምን እቲ ዞባ ገሊፁ። የዞኑ ባህል እና ቱሪዝም መምሪያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ተምሃሮ ምቕባል ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ መቐለ ሎሚ ዕለት ተምሃሮ ምቕባል ምጅማሩ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር ዋና ፈፃሚ ምምሕዳርን መሰረተ ልምዓትን ሰሎን ኣብርሃ (ዶ/ር)÷ዩኒቨርሲቲ መቐለ ሎሚ ዕለት ተምሃሮ ምቕባል ከምዝጀመረ ኣረጋጊፆም፡፡ ሎሚ ናብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ብዝኾነ ወፃኢ ዝተሃነፁ 158 ሼዳት ተመሪቖም ንስራሕ ድሉዋት ኮይኖም – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ብዝኾነ ወፃኢ ኣብ 100 ሺሕ 414 ካሬ ሜትሮ መሬት ዝተሃነፁ 158 መስርሒ ሼዳት ተመሪቖም ብትግሃት ንዝስርሑ ሰባት ድሉዋት ከምዝኾኑ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ ኣብ ወርሒ ሰነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ሚኒስትር ፐብሊክ ሰርቪስን ሶሻል ኢኖቬሽንን ኣዘርባጃን ዘቲየን Desta Aug 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ሚኒስትር ፐብሊክ ሰርቪስን ሶሻል ኢኖቬሽንን ኣዘርባጃን ኡልቪ ሜዲዬቭን ጉጅለ ልኡኸንን ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ዘበናዊን ቅልጡፍ ኣገልግሎትን ኣብ ሓደ ማእኸል ምሃብ ኣብ ዘኽእል መገዲታት ተላዚበን።…
ስፓርት ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ሴካፋ 18 ዓመት ደቂ ኣኒስቲዮ ብሰፊሕ ቁፅሪ ሸቶታት ተዓዊታ Desta Aug 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ማሕበር ኩዕሶ እግሪ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ(ሴካፋ) 18 ዓመት ደቂ ኣኒስቲዮ ብሰፊሕ ሸቶታት ተዓዊታ። ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ0 እግሪ ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያ ምስ ዛንዚባር መሰተአን ኣብ ዝገበርኡ ፀወታ 6 ን 1…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቢሮ ልምዓትን ምምሕዳርን መሬት ኣዲስ ኣበባ ካብ ትሕዝቶ መሬት 5 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ኣኪቡ Desta Aug 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ልምዓትን ምምሕዳርን መሬት ኣዲስ ኣበባ ካብ ትሕዝቶ መሬት 5 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ኣኪቡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ቀነኣ ያደታ (ዶ/ር)፥ ካብቲ 5 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ብተወሳኺ 144 ቦታታት ብሊዝ ጨረታ ብምትሕልላፍ 3 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሃገራት ደቡብ ኣሜሪካ ናብ ብሪክስ ንምሕዋስ ባህጊ ከምዘለወን ተገሊፁ Desta Aug 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት ደቡብ ኣሜሪካ ናብ ብሪክስ ንምሕዋስ ባህጊ ከምዘለወን ተገሊፁ። ናብቲ ጉጅለ ንምሕዋስ ድልዋት ካብ መንጎ ዝኾና ሃገራት፥ ቦሊቪያ ከምዝተሓወሰት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ሮሄልዮ ማይታ ተዛሪቦም። ካብ 22 ክሳብ 24 ነሓሰ 2023…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ እናገበሩ ምስ ዝርከቡ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጃይ ባንጋን ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን እቲ ትካልን ኣብ ዘለዉ ሓበራዊ ጉዳያትን ሰናይ ርክቦም ብዝበለፀ ምጥንኻር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝንዛሕ ምጥፋእ ሽም ደው ንክብል መጠንቀቕታ ተዋሂቡ Desta Aug 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋልታ ሃገር ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝንዛሕ ምጥፋእ ሽም ደው ንክብል ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ኣጠንቂቑ። ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ርክብ ህዝቢ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ኮሎኔል ጌትነት ኣዳነ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሸገር ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 6 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Aug 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብምምሕዳር ከተማ ሸገር ክፍለ ከተማ ገፈርሳ ጉጄ ከባቢ ገፈርሳ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 6 ሰባት ምሕላፉ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ህይወቶም ካብ ዝሓለፉ ሰባት ብተወሳኺ ኣብ ልዕሊ ትሽዓተ ሰባት ከቢድን ቀለልን ጉድኣት ከመዘጋጠመ መምርሒ ፖሊስ ዲቪዥን…