ቢዝነስ ኮሚሽነር ለሊሴ ነሜ (ኢ/ር) ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ኩባንያ ቮልስዋገን ዘቲየን Desta Jul 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ለሊሴ ነሜ (ኢ/ር)ን ምክትል ኮሚሽነር ዳንኤል ተሬሳን ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ኩባንያ ቮልስዋገን ጀርመን ዘቲዮም። ብተወሳኺ ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ስቴፈን ኣውር ኣብ ክሊ ኣውቶሞቲቭ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ Desta Jul 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ መበል ካልኣይ ዘበን ስራሕ ራብዓይ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ኣብ ዝህልዎ ናይ ክልተ መዓልታት ፃንሒት ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት 2015 ኣብያታ ዕዮ፣ ኦዲት፣ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲን እቲ ቤት ምኽሪን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ 7 ኣዋርሕ 102 መጥባሕቲ ብሌን ዓይኒ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jul 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ወርሒ ጥሪ 2023 ጀሚሩ 102 መጥባሕቲ ብሌን ዓይኒ ከምዝተኻየደ ባንኪ ዓይኒ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ሜዲካል ዳይሬክተር እቲ ባንኪን ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ክፍሊ ትምህርቲ ዓይኒ መምህርን ዶ/ር መነን ኣያሌው÷ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሩሲያን ዝምድነአን ብኣግባቡ ዘንፀባርቕ ርክብ ሚዲያን ኮሚኒኬሽንን ክህልወን ይግባእ-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ Desta Jul 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሩሲያን ንዘበናት ዝፀንሐ ዝምድና ታሪክ፣ ባህልን ዲፕሎማሲን ብኣግባቡ ዘንፀባርቕ ርክብ ሚዲያን ኮሚኒኬሽንን ክህልወን ይግባእ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መእተዊ ፈተና ንተምሃሮ ድህረ ምረቓ ብብርኪ ሃገር ክወሃብ ኢዩ Desta Jul 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ብብርኪ ሃገር መእተዊ ፈተና ንተምሃሮ ድህረ ምረቓ ብኹሎም ፕሮግራማት ከምዝወሃብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። እዚ ስሩዕ ብዝኾነ መገዲ ንምፍፃም ንኩሎም መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ዩንቨርስቲታት ብመሰረት ዝተፅሓፈ ደብዳበ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ግብርና ካብ ጅቡቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተወ ዘመናዊ ድኹዒ ብቕልጡፍ ናብ ክልላት ንክውዛዕ ኣተሓሳሲቡ Desta Jul 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ግብርና ካብ ጅቡቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተወ ዘመናዊ ድኹዒ ብቕልጡፍ ናብ ክልላት ንክውዛዕ ኣተሓሳሲቡ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ሶፍያ ካሳ (ዶ/ር)፥ ልዕሊ 20 ተሽከርከርቲ ፅዕነት ልዕሊ ክልተ መዓልታት ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ፑቲን ኣብ መንጎ ሩሲያን ኣፍሪካን ዘሎ ርክብ ናብ ዝሓሸ ንምሽግጋር ቃል ኣትዮም Desta Jul 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ መንጎ ሩሲያን ኣፍሪካን ዘሎ ርክብ ንግዲ፣ ኢኮኖሚን ሰብኣዊን ናብ ዝሓሸ ንምሽግጋር ቃል ኣትዮም። ካልኣይ ዙር ጉባኤ መራሕቲ ሩሲያን ኣፍሪካን ኣብ ከተማ ቅዱስ ፒተርስበርግ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ክሳለጥ ዝፀንሐ ሃገር ለኸ ኤግዚብሽን ጥዕና ተዛዚሙ Desta Jul 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 13 ሰነ 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ክሳለጥ ዝፀንሐ ሃገር ለኸ ኤግዚብሽን ጥዕና ተዛዚሙ። ኣብቲ ኤግዚብሽን ልዕሊ 250 ትካላት ኣገልግሎተን ንምርኢት ምቕራበን ተገሊፁ። ዓውዲ ጥዕና ኣብዚ ሐዚ እዋን ዝበፅሖ ብርኪ ዘርእይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ በጀት ዓመት 2016 ቁፅሪ ዓማዊሉ ናብ 78 ሚሊየን ንምብፃሕ ትልሚ ሒዙ Desta Jul 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ በጀት ዓመት 2016 ቁፅሪ ዓማዊሉ ናብ 78 ሚሊየን ንምብፃሕ ትልሚ ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ። ብተወሳኺ ቀየፅሪ ዓማዊል ቴሌብር ናብ 41 ነጥቢ 1 ሚሊየን ከብ ንምባል ከምዝተለመ ገሊፁ። እቲ ኩባኒያ መሰረተ ልምዓት ብምስፋሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ግብፂ ሓዱሽ ይህነፅ ኣብ ዘሎ ከተማ ካይሮ ዑደት ኣሳሊጡ Desta Jul 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣20 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለያ ከተማታትን ትካላትን ዝተውፃእፀአ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ግብፂ ሓዱሽ ይህነፅ ኣብ ዘሎ ከተማ ካይሮ ዑደት ኣሳሊጡ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ጥንታዊነት ምስ ዘመናዊነት፤ ገጠር ምስ ከተማ ኣጠዓዒምካ ንምኻድ ዝተገበሩ ንጥፈታት ርእዩ።…