ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ከተማ ሳውላ ንዝህነፅ ሞዴል ካልኣይ ብርኪቤት ትምህርቲ እምነ ኩርናዕ ኣንቢሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስተር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ክልል ደቡብ ከተማ ሳውላ ንዝህነፅ ሞዴል ካልኣይ ብርኪቤት ትምህርቲ እምነ ኩርናዕ ኣንቢሮም።
ህንፀት እቲ ቤት ትምህርቲ ሙሉእ ወፃኢኡ ዝሽፍኖ፥ “ሰዎች ለሰዎች” ዝተብሃለ ግብረ ሰናት ትካል ከምዝኾነ…