ስፓርት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ፅባሕ ናብ ኣሜሪካ ክተምርሕ ኢያ Gebremariam Weldegerima Jul 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምሕዝነታዊ ፀወታ ንምግባር ፅባሕ ናብ ኣሜሪካ ክተምርሕ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ፀሓፊ እቲ ፌዴሬሽን ኣይተ ባህሩ ጥላሁንን ኣሰልጣኒ እታ ሃገራዊት ጋንታ ኢንስትራክተር ዳንኤል ገብረ ማሪያምን÷ ክልተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 1 ሺሕን 445 በዓል ዓሹራ ኣብ መስጊድ ኣልነጃሺተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Jul 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣቆፃፅራ ሄጅራ መበል 1 ሺሕን 445 በዓል ዓሹራ ካብ ሃይማኖታዊ ክብሪታቱ ብዝሕሉ መንገዲ ኣብ ጥቓ መስጊድ ኣልነጃሺ ተኸቢሩ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኣከባብራ÷ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታ ዝመፅኡ ተኸተልቲ ሃይማኖት እስልምናን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ Desta Jul 28, 2023 0 ዋና ቤት ዕዮ ማእኸል ልምዓት ምትሕብባር መንግስታዊን ዘይመንግስታዊት ትካላት ፓን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክኸፍት ኢዩ ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ቤት ዕዮ ማእኸል ልምዓት ምትሕብባር መንግስታዊን ዘይመንግስታዊት ትካላት ፓን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክኸፍት ኢዩ ክብላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ጉምሩኽ ምስ ምምሕዳር ጉምሩኽ ሩሲያ ጉምሩክ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ Gebremariam Weldegerima Jul 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩኽ ስርዓት ቅብብል ዋጋ ንምስላጥ ዘኽእል ምስ ምምሕዳር ጉምሩኽ ሩሲያ ጉምሩክ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉምሩኽ ደበሌ ቃበታ ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ኮሚሽን ጎድና ጎድኒ ጉባኤ መራሕቲ ሩሲያ ኣፍሪካ፤ ስርዓት ቅብብል ዋጋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዜጋታት ንባዕልቶም ካብ መበገሲታት ተቓላዕነት ሕማም ጉበት ክከላኸሉ ይግባእ-ዶ/ር ደረጄ ዱጉማ Desta Jul 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዜጋታት ንባዕልቶም ካብ መበገሲታት ተቓላዕነት ሕማም ጉበት ክከላኸሉ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶ/ር ደረጄ ዱጉማ ገሊፆም። ብብርኪ ዓለም ንመበል 13 ግዘ ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል ታሽዓይ ግዘ “ጥዕና ጉበት ንጥዑይ ህይወት”…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቢሮ ግልጋሎት ፕሮጀክታት ውሕመ ንክልል ትግራይ 9 ሺሕን 500 ኩንታል ሓገዝ ዘበናዊ ዱኽዒ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jul 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ግልጋሎት ፕሮጀክታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ወረዳታት 9 ሺሕን 500 ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበርያ) ሓዊሱ ከካልኦት ሓገዛት ገይሩ። እቲ ቢሮ ካብ መዳበርያ ብተወሳኺ 3 ሺሕ ኩንታል ጣፍ፣ 1 ሺሕ 585…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ትግራይ ብዝተተለመን ዝተወደበን ኣገባብ ምስራሕ መማረፂ ዘይብሉ ዕማም እዩ-ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ Desta Jul 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት መሪሕነት ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፣ ሙሁራን፣ ተወከልቲ ተነሓናሕቲ ውድባትን ካልኦት ዓቕምታት ትግራይን ዝተሳተፍሉ እግሪ ምትካልን ዳግመ ህንፀት ትግራይን ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተዳለወ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዶናልድ ትራምፕ ተወሳኺ ክሲ ገበን ቀሪቦምዎም Gebremariam Weldegerima Jul 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ተወሳኺ ክሲ ገበን ቀሪቦምዎም። ትራምፕ ኣብ ፍሎሪዳ መንበሪ ገዝኦም ኣብ ዝርከብ ናይ ድሕንነት ካሜራ ዝተቐረፀ ተንቀሳቓሲ ምስሊ ኣብቲ ገዛ ዝርከብ በዓል ሞያ ፅገና ንኸጥፈኦ ኣገዲዶም ብዝብል ተወሳኺ ክሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ውፅኢት ፈተና ሻምናይ ክፍሊ 2015 ዓ.ም ዕላዊ ኮይኑ Desta Jul 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በአዲስ አበባ የ2015 ዓ.ም የ8ኛ ክፍል ፈተና ውጤት ይፋ ሆነ። ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ እቲ ምምሕዳር ዘላለም ሙላቱ (ዶ/ር)፥ ሎሚ ዘበን ብሓፈሻ 73 ሺሕን 385 ተምሃሮ ከምዝተፈተኑ ተዛሪቦም። ካብ መንጎ እቶም ዝተፈተኑ 70 ነጥቢ 6…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከይዲ ምትእኽኻብ ዛዕባታት ተሳተፍቲ ዝኾኑ መዳርግቲ ኣካላት ተፈሊዮም Gebremariam Weldegerima Jul 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽና ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ኣብ ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ንዘካይዶ ዛዕባታት ናይ ምትእኽኻብ ስራሕቲ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ፈልዩ። እቶም መዳርግቲ ኣካላት በቲ ኮሚሽን ብመሰረት ዝቐርበሎም ፃውዒት ዛዕባ ናይ ምትእኽኻብ ስራሕ ንቑሓት…