ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኖርዌይ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝግበር ሓለዋ ከባቢ ዝኸውን ሓገዝ 25 ሚሊየን ዶላር ገይራ Desta Sep 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኖርዌይ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝግበር ሓለዋ ከባቢ ዝኸውን ሓገዝ 25 ሚሊየን ዶላር ገይራ። ኢትዮጵያ ልቀት ካርቦን ንምቕናስ ዓሊማ እትገብሮ ፃዕሪ፥ ደኒ ናብ ዝነበሮ ንክምለስ ልዑል ግደ ከምዘለዎ ተሓቢሩ። ኣብ ናይሮቢ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ጉባኤ ንብረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናፃ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ታክሲ ፅባሕ ክወሃብ ኢዩ Desta Sep 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ዝኽበር መዓልቲ ኣገልግሎት ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናፃ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ታክሲ ፅባሕ ክወሃብ ኢዩ። እቲ ኣገልግሎት ካብ ሰዓት 1 ክሳብ 3 ቅድሚ ቀትሪ ከምዝወሃብ ተገሊፁ። ኣብታ ከተማ ናይ ዝርከቡ ጥምር ኮሚቴ 13…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ኣኼባ ላዕለዎት ሰብ መዚ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ሶማሊያ ኣብ ሞቓድሾ ይሳለጥ ኣሎ Desta Sep 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ኣኼባ ላዕለዎት ሰብ መዚ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ሶማሊያ ኣብ ሞቓድሾ ይሳለጥ ኣሎ። ዳይሬክተር ጀነራል ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ፍስሃ ሻውል፥ ክልቲአን ሃገራት ስራሕቲ ሓበራዊ ኣኼባ ላዕለዎት ሰብ መዚ ኮሚሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ 1 ሺሕን 107 ኣባላት ኣኽበርቲ ደንቢ ተመሪቖም Desta Sep 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብ“ፓራ ሚሊተሪ” ዝሰልጠኑ 1 ሺሕን 107 ኣባላት ኣኽበርቲ ደንቢ ተመሪቖም። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ እቶም ተመረቕቲ ናብ ስራሕ ከምዝኣተዉ ገሊፀን። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ሕቶታት ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን ንምፍታሕ ኣመራርሓ ናይ ምውዳብ ስራሕ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ሕቶታት ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን ህዝቢ ንምፍታሕ ኣመራርሓ ናይ ምውዳብ ስራሕ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ። ኣባላት ኮማንድ ፖስት ማእከላይ ሸዋ ሎሚ መዓልቲ ምስ መተሓባበርቲ ኣባላት ከተማ ደብረብርሃንን ዞባ ሰሜን ሸዋን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ኣመራርሓታት ማሕበር መምህራን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ኣመራርሓታት ማሕበር መምህራን ኢትዮጵያ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ትምህርቲ፣ ጉዳያት መምህራንን ሓፈሻ ሃገራዊ ኩነታን ትኹረት ገይሮም ከምዝተመያየጡ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት መናእሰይ ኣፍሪካ ኣብ መፍትሒ ክሌማዊ ለውጢ ንክሰርሑ ዘኽእል ደገፍ ኣስታት 1 ቢሊየን ዶላር ዕላዊ ኮይኑ Desta Sep 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ኣፍሪካ ኣብ መፍትሒ ክሌማዊ ለውጢ ንክሰርሑ ዘኽእል ደገፍ 140 ቢሊየን ሽልንግ ኬንያ (ኣስታት 1 ቢሊየን ዶላር) ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ደገፍ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ዕላዊ ዝገበሮ እንትኸውን፥ ካብ ዓለም ለኸ “ግሎባል ሴንተር ኦን ኣዳፕቴሽን”…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣፍሪካ ህዝቢ ተጠቃሚ ኣብ ዝገብርን እቶት ኣብ ዘርክብን ዝሕደስ ሓይሊ ክትሰርሕ ኣለዋ – ፕሬዚዳንት ዊሊያም ሩቶ Gebremariam Weldegerima Sep 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ህዝቢ ተጠቃሚ ኣብ ዝገብርን እቶት ኣብ ዘርክብን ዝሕደስ ሓይሊ ክትሰርሕ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊሊያም ሩቶ ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኬኒያ ንሰለስተ መዓልቲታት ኣብ ዝካየድ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ከምዝተዛረቡዎ÷ ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ፀገም ክሌማዊ ለውጢ ንምፍታሕ ይሰርሕ ኣሎ – ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Sep 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፀገም ክሌማዊ ለውጢ ንምፍታሕ ስትራቴጂ ብምሕንፃፅ ኣብ ተግባር እናውዐለ ከምዝኾነ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) ገሊፀን። ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ኣብ ኬንያ ከተማ ናይሮቢ እናተኻየደደ እንትኸውን÷ ኣብቲ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ካብ 3 ክሳብ 5 ጳጉመን ዝፀንሕ ብሄራዊ መርሃ ግብሪ ፀሎትን ንስሃን ከምዘዳለወ ኣፍሊጡ Desta Sep 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ካብ 3 ክሳብ 5 ጳጉመን 20015 ዓ.ም ዝፀንሕ ብሄራዊ መርሃ ግብሪ ፀሎትን ንስሃን ከምዘዳለወ ኣፍሊጡ። እቲ መርሃ ግብሪ፥ “ፅልኢ ዝረሓቐሉ ፍቕሪን ብሩህ ተስፋን ዝረኣየሉ ሓዱሽ ዓመት ንቀበል” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ…