ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ፀገም ክሌማዊ ለውጢ ንምፍታሕ ይሰርሕ ኣሎ – ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Sep 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፀገም ክሌማዊ ለውጢ ንምፍታሕ ስትራቴጂ ብምሕንፃፅ ኣብ ተግባር እናውዐለ ከምዝኾነ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) ገሊፀን። ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ኣብ ኬንያ ከተማ ናይሮቢ እናተኻየደደ እንትኸውን÷ ኣብቲ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ካብ 3 ክሳብ 5 ጳጉመን ዝፀንሕ ብሄራዊ መርሃ ግብሪ ፀሎትን ንስሃን ከምዘዳለወ ኣፍሊጡ Desta Sep 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ካብ 3 ክሳብ 5 ጳጉመን 20015 ዓ.ም ዝፀንሕ ብሄራዊ መርሃ ግብሪ ፀሎትን ንስሃን ከምዘዳለወ ኣፍሊጡ። እቲ መርሃ ግብሪ፥ “ፅልኢ ዝረሓቐሉ ፍቕሪን ብሩህ ተስፋን ዝረኣየሉ ሓዱሽ ዓመት ንቀበል” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርማሪ ቦርድ አፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ መምርሒ ቤት ህንፀት ምምሕዳር ከተማ ባህርዳር ዝርከቡ ተጠርጠርቲ ተመልኪቱ Gebremariam Weldegerima Sep 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት መርማሪ ቦርድ አፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ መምርሒ ቤት ህንፀት ምምሕዳር ከተማ ባህርዳር ኣብ ዝርከቡ ተጠርጠርቲ ዑደት ኣካይዶም። እቲ መርማሪ ቦርድ÷ ምስ ተጠርጠርቲ ልዝብ ምግባር ሓዊሱ መዕረፊ ቦታ ተጠርጠርቲ ተመልኪቱ። ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካል ዕቋርን ልቓሕን ፋና መናእሰይ ኣብ ዝቕፅል ዓመት 1 ነጥቢ 3 ቢልየን ብር ልቓሕ ክህብ ኢዩ Desta Sep 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ዕቋርን ልቓሕን ፋና መናእሰይ ኣብ 2016 በጀት ዓመት 1 ነጥቢ 3 ቢልየን ብር ልቓሕ ንምሃብ መደብ ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ዕቋርን ልቓሕን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ኣብ ዝሓለፉ ወርሒ ሓምለን ነሓሰን 2015…
ቢዝነስ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንበዓል ሓዱሽ ዓመት እኹል ቀረብ መሰረታዊ ጠለብ ከምዘሎ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንበዓል ሓዱሽ ዓመት ሕፅረት ቀረብ መሰረታዊ ጠለብ ከየጋጥም እናተሰርሐ ምዃኑ ቢሮ ንግዲ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ቢሮ ሰውነት ኣየለ ከምዝገለፁዎ÷ ንበዓል ሕፅረት ቀረብ ከይፍጠር ፍርያታት ኢንዱስትሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ 1 ሺሕን 686 ኣባይቲ ዓቕሚ ንዘይብሎምን ሰብ ውዕለታ ሃገርን ተዋሂቦም Desta Sep 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ 1 ሺሕን 686 ኣባይቲ ዓቕሚ ንዘይብሎምን ሰብ ውዕለታ ሃገርን ኣረኪቡ። ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ እቶም ኣባይቲ ደረጀኦም ዝሓለዉን ናውቲታት ግልጋሎት ዝተማለአሎምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዑደት ስራሕ ይገብሩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Sep 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፌዲሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ይገብሩ ኣለዉ። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ÷ ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ደቡብ ኣፍሪካ ሩድዛኒ ማፕህዋንያ ብዘቕረቡሎም ዕድመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውድድር ምህዞን ፈጠራን መዳይብ፥ ኣብ ትግራይ ተበቲኑ ዘሎ ዓቕሚ ብምውዳድ ናብ ዝለዓለ ብርኪ ዘሰጋግር እዩ- ሌ/ጀነራል ፃድቃን Desta Sep 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምትሕብባር ዝተፈላለያ ትካላት ዝሰናዳእ ውድድር ስራሕ ምህዞን ፈጠራን መዳይብ ናብ ዝሓሸ ብርኪ ብምስግጋር ኣብ ዝሓፀረ እዋን ክልል ትግራይ ንምልዋጥ መንግስታውን ዘይመንግስታውን ትካላት ብፂሒቶም ንከበርክቱ ዝዓለመ መድረኽ ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ሕክምና ኲዌት ኣብ ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ኮሌጅ ሕክምና ሚሊኒየም ኣገልግሎት ይህብ ኣሎ Desta Sep 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ሕክምና ኲዌት ኣብ ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ኮሌጅ ሕክምና ሚሊኒየም ኣገልግሎት ይህብ ኣሎ። እቲ ኣገልግሎት ሕክምና ንሓሙሽተ መዓልታት ዝፀንሕ እንትኸውን ናፃ መጥባሕቲ ሕክምና ዝወሃበሉ ከምዝኾነ ተገሊፁ። በዚ ድማ ኣስታት 200 ሰባት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፑቲንን ኤርዶሃንን ኣብ ክሊ ስምምዕነት እኽሊ ዩክሬን ዘቲዮም Desta Sep 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲንን ፕሬዚዳንት ቱርኪ ረሲፕ ጣይብ ኤርዶሃንን ኣብ ክሊ ምሕዳስ ስምምዕነት እኽሊ ዩክሬን ዘቲዮም። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ የካቲት ኣብ እዋን ኲናት ዩክሬንን ሩሲያን ውሕመ ፍሪያታት እኽሊ ካብ ዩክሬን ናብ ዕዳጋ ዓለም…