Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ እዋን ጳጉሜን ኣሉታዊ ድባብ ምቕያር ዘኽእል ናይ ምርድዳእ ስራሕ ክስራሕ ኢዩ-ኣይተ ኣረጋ ከበደ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ እዋን ጳጉሜን ኣሉታዊ ድባብ ምቕያር ዘኽእል ናይ ምርድዳእ ስራሕ ክስራሕ ኢዩ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣረጋ ከበደ ገሊፆም። “ጳጉሜን ንኢትዮጵያ” ብዝብል ሃገራዊ ጎስጓስ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ሞያዊያንን…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ፍሪያት ልምዓት ሃፍቲ እንስሳት ክብ ንምባል ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ 2016 ዓ.ም 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሰብ ስራሕ ምድቓል እንስሳት ብምክያድ ፍሪያት ልምዓት ሃፍቲ እንስሳት ክብ ንምባል ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣብቲ ክልል ወረዳ ሌሙን ቢልቢሎን መጀመሪ መርሃ ግብሪ መመሓየሺ ዘርኢ እንስሳት…

ፎረም ኢንተርፕራይዛት  ኣናእሽቱን ማእኸለዎትን ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ካልኣይ ፎረም ኢንተርፕራይዛት  ኣናእሽቱን ማእኸለዎትን ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ፎረም ብዲፓርትመንት ኢኮኖሚ፣ ንግድን ቱሪዝምን ሕብረት ኣፍሪካ ኢዩ ተሰናዲኡ። ብፍላይ ኣብ ጀመርቲ ፈጠርቲ ስራሕ መናእሰይ…

ጉባኤ ሚኒስትራት ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ሚኒስትራት ክላማዊ ለውጢ ኣፍሪካ 2023 ኣብ ኬኒያ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ምስ ክሌማዊ ለውጢ ዝተዛመዱ ዛዕባታት ኣብ ምብዳህ ኣፍሪካ ዘለዋ ልዑል ዓቕሚ ንምጉልባት ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብፍላይ ፍትሓዊ ክሌማዊ ስርዓት ፋይናንስ…

ሓደ ሚሊየን ሕሙማት ዘድሐነ ማእኸል ሕክምና ካንሰር

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)“ጎልደን ኢራ” ዝተባህለ ገባሪ ሰናይ ማእኸል ሕክምና ካንሰር እንግሊዝ ልዕሊ ሓደ ሚሊየን ሰባት ካብ ሕማሞም ከድሕኖም ክኢሉ፡፡ ትካል መፅናዕቲን ትንተናን ካንሰር እታ ሃገር ከምዝሓሮ÷ እቲ ማእከል ኣብ ዝሓለፉ 40 ዓመታት ካንሰር ንምክልኻል…

ዜሌንስኪ ለውጢ ሚኒስትር ምክለርኻል ከምዝገብሩ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎዲሚር ዜሌንስኪ ንሚኒስትር ምክለርኻል ኣሌክሲ ሬዝኒኮቭን ብሓዱሽ ሚኒስትር ከምዝትክኡዎም ኣፍሊጦም፡፡ ውሳነኦም ንቤት ምኽሪ እታ ሃገር ከምዘቕርቡ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ምሕባሮም እውን ዋን ኢንዲያ ፀብፂቡ፡፡ ሓላፊ…

ቤት ምኽሪ ከተማ ሃዋሳ ህፁፅ ጉባኤ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ከተማ ሃዋሳ ህፁፅ ጉባኤ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ጉባኤኡ ዝቐርቡሉ ሹመት ከንቲባ እታ ከተማ ሓዊሱ ናይ ካልኦት ኣባላት ካቤኒ ብምቕባል ተዛቲዩ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ብተወሳኺ ስራሕቲ ልምዓት ምምሕዳር እታ ከተማን…

ኣትሌት ለተሰንበት 4ይ ቅልጡፍ ሰዓት 5 ሺሕ ሜትሮ ኣመዝጊባ

ኣዲሰ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ኣብ 5 ሺሕ ሜትሮ ናይ ዓለም 4ይ ቅልጡፍ ሰዓት ኣመዝጊባ። ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ኣብ በርሊን ኮንቲነንታል ቱር ዝተኻየደ ውድድር ጉያ 5 ሺሕ ሜትሮ ሪከርድ ክተሰብር ኣይትኽኣል እምበር÷ 14 ደቒቕን 08 ሰከንድን…

ንጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ስነ ስርዓት ሽልማት ኣብ ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ንዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኣብ ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ ስነ ስርዓት ሽልማትን ኣፍልጦን ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ሽልማትን ኣፍልጦን ፕሬዚዳንት ፌዲሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ከምኡ እውን ካልኦት…

ኣብ ሃገራዊ ጉዳያት ምርድዳእ ብምፍጣር ኢትዮጵያ ምህናፅ ይግባእ – ኣይተ ታዬ ደንደኣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሓፁር ምፍልላይ ብምውፃእ ኣን ወሰንቲ ሃገራዊ ጉዳያት ሓበራዊ ምርድዳእ ብምፍጣር ንኢትዮጵያ ብሓባር ምህናፅ ናይ ኩሉ ሓላፍነት ክኸውን ከምዝግባእ ሚኒስትር ዲኤታ ሰላም ታዬ ደንደኣ ገሊፆም። “ሃገራዊ መነት ንጥንኩር ህንፀት ሃገር” ብዝብል መሪሕ…