ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓ ቢሮ ጥዕና ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ኤግዚብሽን ጥዕና ዑደት ኣሳሊጦም Desta Jul 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ቢሮ ጥዕና ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ ኤግዚብሽን ጥዕና ዑደት ኣሳሊጦም። እቶም ኣመራርሓታት ኣብ ምዝማን ዓውዲ ጥዕናን ኩለ መዳይ ኣገልግሎት ጥዕና ኣብ ምሃብን ከም ሃገር ዝስራሕ ዘሎ ስራሕ ንኢዶም። እቲ ኤግዚብሽን፥ ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተማታት ትግራይ ፅሩያትን ንነበርተን ምቹዋትን ኣብ ምግባር ዝተዋደደ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Jul 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግታይ ዘለዋ ከተማታት ፅሬተን ዝሓለዋን ንነበርተን ምቹዋት ኣብ ምግባር ዝተዋደደ ስራሕ ከምዝጠልብ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኣብቲ ቢሮ ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ሓምለዋይ ልምዓትን ፅባቐ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮጀክትታት መስተ ማይ ከተማታት ሸራሮ፣ ዓዲ ነብርኢድን ዓዲ ዳዕሮን ዳግም ግልጋሎት ምሃብ ጀሚሮም Desta Jul 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰንኪ ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበረ ኲናት ዕንወት ኣጋጢሙዎም ዝነበረ ፕሮጀክትታት መስተ ማይ ከተማታት ሸራሮ፣ ዓዲ ነብርኢድን ዓዲ ዳዕሮን ተፀጊኖም ዳግም ግልጋሎት ምሃብ ከምዝጀመሩ ተገሊፁ። ዓለምለኸ ኮሚቴ መድሕን (IRC) ንፅገና እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ን2016 ዓ.ም ዝኸውን ልዕሊ 137 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ዓመታዊ በጀት ኣፅዲቑ Desta Jul 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ን2016 ዓ.ም ዝኸውን 137 ቢሊየንን 408 ሚሊየንን 472 ሺሕን 187 ብር ዓመታዊ በጀት ኣፅዲቑ። ካብቲ ድም በጀት እቲ 89 ቢሊየንን 279 ሚሊየንን 467 ሺሕን ብር(65 ሚኢታዊት) ካብቲ ክልል ዝእከብ ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር ጉዳያት ርክብ ወፃኢ ኮሚኒስት ፓርቲ ቻይና ዘቲዮም Desta Jul 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴ ፖሊት ቢሮን ዳይሬክተር ጉዳያት ርክብ ወፃኢን ኮሚኒስት ፓርቲ ቻይና ዋንግ ዪ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ካብ ፕሬዚዳንት ቻይና ዢ ጂንፒንግ ዝተልኣኸ መልእኽቲ ምቕባሎም ኣፍሊጦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዳይሬክተር ቢሮ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዪ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Desta Jul 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክተር ቢሮ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዪ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ዳይሬክተር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህልዎም…
ስፓርት ሳላዲን ሰዒድ ጫምኡ ሰቒሉ Desta Jul 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ጋንታታትን ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያን ንብዙሕ ዓማውቲ ኣገልግሎት ዝሃበ ሳላዲን ሰዒድ ጫምኡ ሰቒሉ። ሳላዲን ሰይድ ን15 ዓመታት ኣብ ብሄራዊ ጋንታን ዝተፈላለያ ጋንታታትን ምጭዋት ዝኸኣለ እንትኸውን ኣብ መበል 37 ዕድሚኢ…
ቢዝነስ ማሕበር ሞያተኛታት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ መበል 20 ዓለም ለከ ጉባኤ ይሳልጥ ኣሎ Desta Jul 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ሞያተኛታት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ መበል 20 ዓለም ለከ ጉባኤ ይሳልጥ ኣሎ። ኣብ መኽፈቲ እቲ ጉባኤ፥ ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ ምህረቱ፣ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ(ፕ/ር)፣ ካብ ኢትዮጵያን ሃገራት ወፃኢን ዝመፅኡ ሞያተኛታት ኢኮኖሚ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ዳባ ደበሌ ምስ ኣምባሳደር ሩዋንዳ ኣብ ጃፓን ዘቲዮም Desta Jul 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ዳባ ደበሌ ምስ ኣምባሳደር ሩዋንዳ ኣብ ጃፓን ኤርነስት ሩዋሙሲዮ ዘቲዮም። ክልቲኦም ኣምባሳደራት ኣብ ፃንሒቶም ምስ ካልኦት ኣምባሳደራት ሃገራት ኣፍሪካ ብምውዳድ ንምስራሕ ምስምዕምዖም ካብ ኤምባሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሪደር ኣዲስ ኣበባ – ጂቡቲ ብ730 ሚሊየን ዶላር ምምሕያሽ ህንፀት ክግበረሉ ኢዩ Desta Jul 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሪደር ኣዲስ ኣበባ - ጂቡቲ ብ730 ሚሊየን ዶላር ምምሕያሽ ህንፀት ከምዝግበረሉ ባንኪ ዓለም ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ትማሊ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ኢትዮጵያ ምስ ወደብ ጅቡቲ ንምርኻብን ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዘሎ ርክብ ንግዲ ዝበለፀ ንምጥንኻር ልዑል ግደ…