ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ ካብ ስምምዕ ቀረብ ስርናይ ምውፅኣ ስዒቡ ዋጋ ስርናይ ወሲኹ Desta Jul 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ካብ ስምምዕ ቀረብ ስርናይ ምውፅኣ ስዒቡ ዋጋ ስርናይ ወሲኹ። እታ ሃገር ብፀሊም ባሕሪ ኣቢሉ ፍሪያታት ጥረምረ ዩክሬን ናብ ዕዳጋ ዓለም ንክቐርብ ዝተገበረ ስምምዕነት “ኣፈፃፅምኡ ጉድለት ኣለዎ” ብዝብል ነቲ ስምምዕነት ምቁራፃ ይዝከር።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ንቢኒያም በለጠ ናይ ክብር ዶክትሬት ሂቡ Desta Jul 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ንቢኒያም በለጠ ናይ ክብር ዶክትሬት ሂቡ። እቲ ዩንቨርስቲ ብስሩዕ፣ ምሸታዊን ርሕቐት ትምህርቲን መርሃ ግብሪታት ዘሰልጠኖም 8 ሺሕን 642 ተምሃሮ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። ኣብ ስነ ሰርዓት እቲ ምረቓ፥ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ተሃኒፆም ዝተዛዘሙ ፕሮጀክትታት ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኖም Desta Jul 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቦሌ ተሃኒፆም ዝተዛዘሙ 65 ፕሮጀክትታት ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኖም። ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ፥ ነቶም ፕሮጀክትታት መሪቖም ከፊቶም። ካብ መንጎ እቶም ፕሮጀክትታት፥ “የድል ፍሬ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩንቨርስታት ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠነኦም ተምሃሮ የመርቓ ኣለዋ Desta Jul 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ዩንቨርስታት ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠነኦም ተምሃሮ የመርቓ ኣለዋ። ብመሰረት እዚ ዩንቨርስቲ ጅማ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም 2 ሺሕን 124 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ዩኒቨርሲቲ ዲላ እውን ልዕሊ 1 ሺሕን 829 ተምሃሮኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ረብሓ ማሕበረሰብ ንግዲ ንዳግመ ሕውየት ትግራይ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jul 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን ክልል ትግራይ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ኢንሼቲቭ ኣፍሪካ፣ ቻምበር ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ይዛተ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ካብ ዝተፈላለያ ባንኪታት፣ ኣብ ሪል እስቴት ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ፣ ኣምፃእትን ለኣኽትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ 8 ሺሕን 642 ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ Desta Jul 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ በዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ዘሰልጠኖም 8 ሺሕን 642 ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ። ካብ መንጎ እቶም ተመረቕቲ እቶም 5 ሺሕን 121 ብቐዳማይ ዲግሪ ፣ 3 ሺሕን 221 ካልኣይ ዲግሪን 300 ተምሃሮ ድማ ብሳልሳይ ዲግሪ ዘምረቑ…
ቢዝነስ ኣብ ትግራይ ኣብ ምድላይ ዕደና ተዋፊሮም ዝነበሩ ኩባኒያታት ኣብ ቀረባ እዋን ስራሕ ክጅምሩ ኢዮም-ሚኒስቴር ዕደና Desta Jul 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ምድላይን ምፍራይን ዕደና ተዋፊሮም ዝነበሩ ኩባኒያታት ኣብ ቀረባ እዋን ስራሕ ክጅምሩ ኢዮም ክብል ሚኒስቴር ዕደና ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ሚሊዮን ማቴዎስ፥ እቶም ዓለም ለኸ ኩባኒያታት ኣብቲ ክልል ብሰንኪ ዝነበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማም ኤች.ኣይ.ቪ ኤድስ ኣካል ሕውየት ትግራይ ንግበሮ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ Desta Jul 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ “ኤች.ኣይ.ቪ ኤድስ ንምክልኻልን ንምዕጋትን ንውፈር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ። ኣብቲ ክልል ብሰንኪ ዝነበረ ኲናት ስዒቡ ኣብ ህዝቢ ዝላባዕ ዘሎ ለበዳ ሕማም ኤች.ኣይ.ቪ ኤድስ ንምክልኻልን ንምዕጋትን ዝዓለመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ምስ ተወካሊ ግሎባል ግሪን ግሮውዝ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Jul 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ምስ ተወካሊ ግሎባል ግሪን ግሮውዝ ኣብ ኢትዮጵያ ዳንኤል ኦግቦንያ ተዛቲየን። ኣብ ዘተኦም ድማ ኢትዮጵያ ፅዕንቶ ለውጢ ንብረት ኣየር ንምፅዋር ዝወሰደቶም ፖለቲካዊ ቆራፅነትን መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስግግር ፍትሒ ኣመልኪቱ ንተወከልቲ ሕብረት ኣውሮፓ ገለፃ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Jul 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስግግር ፍትሒ ኣመልኪቱ ንተወከልቲ ሕብረት ኣውሮፓን ኣባል ሃገራትን ብሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣቢሉ ገለፃ ተገይሩ። እቲ መብርሂ ዝሃቡ÷ ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር)ን ኣማኻሪ ፖለቲካ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን…