Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ኣባላት ኮሚቴ ቴክኒክ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ኣባላት ኮሚቴ ቴክኒክ ትሳተፍ ኣላ። እቲ ጉባኤ ኣብ ጉዳያት ፋይናንስ፣ ኢኮኖሚን ትልምን ዝጠመተ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቲ መበል ሻድሻይ ጉባኤ ኣብ ኬኒያ ናይሮቢ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ፕላንን…

ኣሜሪካ ንዩክሬን ክላስተር ቦምብ ንክወሃብ ዘሕለፈቶ ዉሳነ ተግባራዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክረይን ኣንፃር ሰራዊት ሩስያ ኣብ እተካይዶ ዘላ ውግእ ክላስተር ቦምባታት ኣመሪካ ትጥቀም ከምዘላ ቤት ፅሕፈት ፕረዚዳንት ኣሜሪካ ኣረጋጊፁ። ወሃቢ ቃል ሃገራዊ ድሕነት ጆን ኪርቢ ከምዝገለፅዎ፥ እቶም ኣፅዋራት ኣብ ልዕሊ መስመራት ምክልኻል ሰራዊት…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣሜሪካ በረራ ዝጀመረሉ መበል 25 ዓመት ኣኽቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣሜሪካ በረራ ዝጀመረሉ መበል 25 ዓመት ኣኽቢሩ። ኣብቲ መድረኽ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ኢንጂነር ስለሺ በቀለ(ዶ/ር)ን ካልኦት ኣጋይሽን ተረኺቦም። ኣብ ኣሜሪካ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ…

ኣብ ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ስፖርት ማይ ዝሳተፉ ብሄራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ ምፍናው ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 20 ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ስፖርት ማይ ዝሳተፉ ኣባላት ብሄራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ ምፍናው ተገይሩሎም። ኣብ ጃፓን ፎካካ ኣብ ዝሳለጥ ሻምሪዮና ኢትዮጵያ ብሓደ ወዲ ተባዕታይን ጓል ተንስተይቲን ኣትሌታት ብ50 ሚትሮ ሓመሳ ክትካፈል ኣያ።…

ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ዋና ፀሓፊት ሰብኣዊ ጉዳያት ውሕመ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ዋና ፀሓፊት ሰብኣዊ ጉዳያት ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ሰብኣዊ ጉዳያት ብምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ኣገባብ ምልዛቦም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ዩክሬን ብቴሌፎን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎዶሚር ዜሌንስኪ ብቴሌፎን ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊን ዓለም ለካዊን ሓበራዊ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ…

ዝተተኸሉ ፈልሲታት ምክንኻን ካብ ኩሉ ኢትዮጵያዊ ትፅቢት ዝግበር ኢዩ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተተኸሉ ፈልሲታት ምክንኻን ካብ ኩሉ ኢትዮጵያዊ ትፅቢት ዝግበር ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ “ምትላም፣ ምትግባር፣ ምዕዋትን ምክትታልን” ብዝብል ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ኣብ ዝሓለፉ ሒደት ዓማውቲ…

ብ500 ሚሊየን ብር መስፋሕፍሒ ዝተገበረሉ ፕሮጀክት ሪፈራል ሆስፒታል ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ500 ሚሊየን ብር መስፋሕፍሒ ዝተገበረሉ ፕሮጀክት ሪፈራል ሆስፒታል ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ተመሪቑ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሃመድን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰን እቲ ፕሮጀክት መሪቖም ከፊቶም። ኣይተ ሙስጠፌ መሃመድ፥ እቲ…

ኣብ ክልል ጋምቤላ ኣጋጢሙ ዝነበረ ፀገም ፀፅታ ኣብ ቁፅፅር ይውዕል ምህላዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ኣጋጢሙ ዝነበረ ፀገም ፀፅታ ኣብ ቁፅፅር ይውዕል ምህላዉ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ እቲ ክልል ገሊፁ። ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ኡገቱ ኣዲንግ፥ ብሰንኪ እቲ ዘጋጠመ ፀገም ፀፅታ ህይወት ሰብ ከምዝሓለፈን ኣብ…

ኣርቲስት እጅጋየሁ ሽባባው (ጂጂ) ናይ ክብሪ ዶክትሬት ተዋሂባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ  እንጅባራ ንኣርቲስት እጅጋየሁ ሽባባው (ጂጂ) ናይ ክብሪ ዶክትሬት ሂቡ። እቲ ዩንቨርስቲ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። ፕሬዚደንት እቲ ዩንቨርስቲ ጋርዳቸው ወርቁ (ዶ/ር)፥ ኣርቲስት…