ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትሕቲ ዓቕሚ ዝኾና 12 ኣብያተ ትምህርቲ ተዓፂየን Desta Jul 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትሕቲ ዓቕሚ ዝኾና 12 ኣብያተ ትምህርቲ ከምዝተዓፀዋ በዓል መዚ ቁፅፅር ፅርየት ትምህርቲን ስልጠናን እታ ከተማ ኣፍሊጡ። እቲ በዓል መዚ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ብመሰረት ዝተውሃበ ተግባርን ሓላፍነትን ናይ ውልቀ ኣብያተ ትምህርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓታት ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባን ኣብ ሰላምን ድሕንነትን ጠሚቶም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባን ኣብ ሰላምን ድሕንነትን ጠሚቶም ምስ መዳርግቲ ኣካላት ተዛቲዮም። ኣዛዚ ላዕለዋይ መምርሒ ምክልኻል ገበን ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያን ምክትል ኮሚሽነር ጀነራል መላኩ ፋንታ÷ ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ዝነኣድን ንዝበለፀ ስራሕ ዘለዓዕል ኢዩ – ፍልይቲ ልእኽቲ ጀርመን Gebremariam Weldegerima Jul 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ዝነኣድን ንዝበለፀ ስራሕ ዘለዓዕልን ፕሮጀክት ከምዝኾነ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፍልይቲ ልእኽቲ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ትግበራ ምምሕያሽ ክሌማዊ ለውጢ ጀርመን ጄኒፈር ሊ ሞርጋን ገሊፀን። እተን ፍልይቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ኬንያ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም Gebremariam Weldegerima Jul 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ኬንያ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም። ኣይተ ደመቀ ፅባሕን ድሕሪ ፅባሕን ኣብ ዝካድ መበል 43 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ካሜሩን ርክበን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Jul 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5ሕምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ካሜሩን ሌጄዩን ምቤላ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ፅባሕ ምክያድ ቅድሚ ዝጅምር መበል 43 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ዝተኻየደ ምዃኑ…
Uncategorized ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ምርኢት ንግዲ ሩሲያ ተሳቲፋ Gebremariam Weldegerima Jul 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ 2023 ዓለም ለኸ ምርኢት ንግዲ ሩሲያ ምስታፋ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ገሊፁ፡፡ እቲ ምርኢት ንግዲ ዘላቒ ፍርያትን መፍረያይነትን ከምኡ እውን ኣብ ስትራቴጂታት ምምሕያሽ ዘተኮረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡ ብፍላይ ንከተማታትን ኣፍረይቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካል ገባሪ ሰናይ ትእምት ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ዝውዕል 100 ሚልዮን ብር ኣበርኪቱ Gebremariam Weldegerima Jul 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ገባሪ ሰናይ ትካል እግሪ ምትካል ትግራይ (ትእምት) ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ዝውዕል 100 ሚልዮን ብር ኣበርኪቱ። እቲ ሓገዝ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ተረኪቦምዎ። “ትካላት ትእምት ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሩሲያ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲታት ሳይንስን ቴክኖሎጂን ብሓባር ንምስራሕ ቆራፅ ኢያ – ሴናተር ኢጎር ሞሮዞቭ Gebremariam Weldegerima Jul 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲታት ሳይንስን ቴክኖሎጂን ብሓባር ንምስራሕ ቆራፅ ከምዝኾነት ኣካቢ ኮሚቴ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ሪሲያ-ኣፍሪካ ሴናተር ኢጎር ሞሮዞቭ ገሊፆም። ካልኣይ መድረኽ ዘተ ቅድመ ጉባኤ ኢኮኖሚ ሩሲያ-ኣፍሪካ ላዕለዎት ሰብ መዚ ሩሲያ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ኣኼባ በት ምኽሪ ደፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኬንያ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ኣኼባ በት ምኽሪ ደፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኬንያ ኣቲዮም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ጀሞ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ምስ ኮሪያ ብምትሕብባር ፕሮጀክት “ስማርት ሲቲ” ኣብ ኢትዮጵያ ጋህዲ ክትገብር ኢያ Gebremariam Weldegerima Jul 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብኢትዮጵያ ፕሮጀክት “ስማርት ሲቲ” ንምጅማር ዘኽእል ቅድመ ምድላው ስምምዕነት ተገይሩ፡፡ እቲ ሰለስተኣዊ ስምምዕነት ቅድመ-ምድላው ክታሞም ዘንበሩ÷ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን፣ ኮንሰርቲየም ፕሮጀክት መንግስቲ ኮሪያን ህንፀት ፕሮጀክታት…