ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈፃፅማ ትልሚ 2015 ዓ.ም ክልል ኦሮሚያ ተገምጊሙ Gebremariam Weldegerima Jul 12, 2023 0 ኣዲስ አበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዛዘሚ መድረኽ ኣፈፃፅማ በጀት 2015 ዓ.ምን ትልሚ በጀት 2016 ዓ.ምን መንግስቲ ክልል ኦሮሚያን ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና እቲ ክልልን ኣብ ከተማ ኣዳማ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓላፊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናይ 109 ኤጀንሲታት መራኸቢ መስርሒን ሰራሕተኛን ፍቓድ ስራሕ ተሰሪዙ Gebremariam Weldegerima Jul 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ 109 ኤጀንሲታት መራኸቢ መስርሒን ሰራሕተኛን ፍቓድ ስራሕ ከምዝተሰረዘ ቢሮ ልምዓት ኢንተርፕራይዝ ስራሕን ኢንዱስትሪን ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ፡፡ ስጉምቲ ዝተወሰዶም ኤጀንሲታት ኣብ ውሽጢ ሃገር ሰራሕተኛታት ኣብ ምርኻብ ዝተዋፈሩ ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዮርዳኖስ ንስራሕ ዝዋፈሩ ኢትዮጵያውያን መሰል ዝሕሉ ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Jul 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዮርዳኖስ ንስራሕ ዝዋፈሩ ኢትዮጵያውያን መሰልን ረብሓን ንምሕላው ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ። ሚኒስትር ስራሕን ክእለተን ሙፈሪሃት ካሚል ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ ፅሑፍ÷ ምስ መንግስቲ ዮርዳኖስ ኣብ ዮርዳኖስ ንስራሕ ዝዋፈሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 480 ሚሊየን ፈልሲታት ክትከል ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jul 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 480 ሚሊየን ፈልሲታት ከምዝትከሉ ቢሮ ሕርሻ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይ ጌቱ ገመቹ ከምዝገለፁዎ÷ ኣብቲ ክልል ዝቕፅል 10 ሓምለ 2015 ዓ.ም ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 480…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዩክሬን ኣባል ሃገር ንምዃን ዘቕረበቶ ሕቶ ንግዚኡ ብኔቶ ውድቂ ምግባሩ ንዜሌንስኪን ኣቖጢዑ Gebremariam Weldegerima Jul 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ጦር ቃል ኪዳን ሰሜን ኣትላንቲክ (ኔቶ) ዩክሬን ኣባል ሃገር ንምዃን ዘቕረበቶ ሕቶ ንግዚኡ ተቐባልነት ከምዘይተረኸበ ተገሊፁ። ኣመራርሓታት ኔቶ ዩክሬን ኣብቲ ወታደራዊ ጥምረት ንምፅምባር ዘቕረበቶ ሕቶ ኣብ ቀፃሊ ከምዝረአ ኣገንዚቡ፡፡ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽነር ደበሌ ቃበታ ሽልማት “ብሉፅ ኮሚሽነር ጉምሩኽ” ረኺቦም Gebremariam Weldegerima Jul 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉምሩኽ ደበሌ ቃበታ ሽልማት “ብሉፅ ኮሚሽነር ጉምሩኽ” ረኺቦም። መቐመጢኡ ለንደን ዝገበረ “ኣፍሪካ ሊደርሺፕ መጋዚን” ዝተብሃለ ኩባኒያ ሚዲያ ዘሰናደኦ ሻምናይ ዓመታዊ ጉባኤ ኣፍሪካ ተኻይዱ። ኣብቲ ጉባኤ ድማ ኮሚሽነር ደበሌ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን በዓል ብዙሕ ወገን ምትሕብባር ኢትዮ-ኣሜሪካ ብዝተማልአ ኩነታት ንኽትግበር ሓቲቶም Gebremariam Weldegerima Jul 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እናተመሓየሸ ዝመፅአ ክልተኣዊን በዓል ብዙሕ ወገን ምትሕብባርን ኢትዮ-ኣሜሪካ ብዝቐልጠፈን ብዝተማልአ ኩነታት ተግባራዊ ክኸውን ከምዝግባእ ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን÷ ኣብ ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተማ ሃረር ኣባል ሓድጊ ከተማታት ዓለም ኮይና Gebremariam Weldegerima Jul 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ ሃረር ካብ ከተማታት ትሕቲ ሰሃራ ፈላመይቲ ኣባል ትካል ሓድጊ ከተማታት ዓለም ብምዃን ተመዝጊባ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ ኣብ ካናዳ ከተማ ኩቢክ ኣባል ዓለም ለኸ ሓድጊ ከተማታት ብምዃን ዝተመዝገበትሉ ክታም ኣንቢሮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጣቢያ መፈልፈሊ ሓይሊ ግልገል ግቤ 3 ብዘጋጠመ ፀገም ኣብ ብዙሓት ከባቢታት ምቁራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣጋጢሙ Desta Jul 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣቢያ መፈልፈሊ ሓይሊ ግልገል ግቤ 3 ብዘጋጠመ ፀገም ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ምቁራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዘጋጠመ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ናብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መልእኽቲ ከምዝገለፆ፥ እቲ ዘጋጠመ ፀገም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በጀት 2016 ክልል ኦሮሚያ ልዕሊ 221 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ብምዃን ፀዲቑ Gebremariam Weldegerima Jul 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በጀት 2016 ዓ.ም ክልል ኦሮሚያ ልዕሊ 221 ነጥቢ 517 ቢሊየን ብር ብምዃን ፀዲቑ። ጨፌ ኦሮሚያ ኣብ ከተማ ኣዳማ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ ስሩዕ ጉባኤ÷ ንበጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ዝቐረበ 221 ቢሊየን 517 ሚሊየን 956 ሺሕን 655 ብር በጀት…