ምምሕዳር ለተማ ኣዲስ ኣበባ ን6 ኣዋርሕ ወሰኽ ክራይ ገዛ ምግባር ከምዘይከኣል ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ለተማ ኣዲስ ኣበባ ንዝቕፅሉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ወሰኽ ክራይ ገዛ ምግባር ከምኡ እውን ተኻራዪ ክወፅእ ምግባር ከምዘይከኣል ኣፍሊጡ።
ካቢኔ እቲ ምምሕዳር ከተማ ምኽባር ናብራ ትሑት ኣታዊ ዘለዎም ነበርቲ እታ ከተማ ዘሕድሮ ፀዕንቶ ንምንካይ ወሰኽ…