መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝገበረልና ፅቡቕ ኣቀባብላ ካብ ፀገምን ሞትን ኣድሒኑና ኢዩ – ሱዳናውያን ስደተኛታት
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ዶብ ከፊቱ ዝገበረልና ፅቡቕ ኣቀባብላ ካብ ፀገምን ሞትን ኣድሒኑና ኢዩ ክብሉ ካብ ሱዳን ብምኽንያት ጎንፂ ተሰዲዶም ኣብ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ወረዳ መተማ ዝተዓቖቡ ሱዳናውያን ስደተኛታት ገሊፆም።
እቶም ስደተኛታት ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ…