ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክረምቲ ኣዋርሕ 108 ሺሕ ዩኒት ደም ንምእካብ ከምዝተሃቀነ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Jul 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክረምቲ ኣዋርሕ 108 ሺሕ ዩኒት ደም ንምእካብ ከምዝተሃቀነ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ደምን ህብረ ህዋስን ኢትዮጵያ ሃብታወሙ ታዬ ገሊፆም፡፡ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ክረምታዊ ወለንታ ልገሳ ደም ኣብ ከተማ ኣዳማ ምክያዱ ካብ ሚኒስቴር ጥዕና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 3 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jul 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ወረዳ ምንጃር ሸንኮራ ቀበሌ ሳማ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሰለስተ ሰባት ሓሊፉ። እቲ ሓደጋ ካብ ከተማ ኣዳማ ናብ ኣረርቲ ሰባት ኣሳፊራ እናተጓዘት ዝነበረት መመላለሲት ህዝቢ ተሸከርካሪት ብምግልባጣ ዘጋጠመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ ትራፊክ ዘተሓባብሩ 5 ሺሕ ወለንታውያን ወፍሪ ስራሕ ወሲዶም Gebremariam Weldegerima Jul 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ ትራፊክ ዘተሓባብሩ 5 ሺሕ ወለንታውያን ሎሚ መዓልቲ ወፍሪ ስራሕ ወሲዶም። እቲ ወፍሪ ኮሚሽ መተሓባበሪ ተሳትፎ ሕብረተሰብን ወለንታን እቲ ምምሕዳር ከተማ ኢዩ ሂቡዎም፡፡ ወለንታውያን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርክብ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ንምጥንኻር ዝዓለመ ጉዕዞ ባቡር ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ንምጥንኻር ዝዓለመ ጉዕዞ ባቡር ካብ ጅቡቲ ናብ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ትካል በይነ መንግስታትልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ)ን ኤምባሲ ኢትዮጵያን ኣብ ዘሰናድኡዎ ጉዕዞ 100 ዝኾኑ ልኡኻት ጅቡቲ ናብ ኢትዮጵያ ክጓዓዙ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኬንያ ብዘጋጠመ ሓደጋ መኪና ብውሕዱ 48 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Desta Jul 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬንያ ብዘጋጠመ ናይ መኪና ሓደጋ ብውሕዱ 48 ሰባት ከምዝሞቱ ፖሊስ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ሓደጋ ኣብ ምዕራብ ኬንያ ኣብ እትርከብ ከተማ ከሪቾ ሓንቲ ኮንተይነር ፅዒና ዝነበረት ዓባይ መኪና ኣብ ሓደ ሰብ ብፃዕቒ ዝንቀሳቐሰሉ ቦታ ካብ ቁፅፅር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ምስ ገለልተኛ ጉጅለ ገምጋም ፕሮግራማት ባንኪ ዓለም ዘቲየን Desta Jul 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ምስ ገለልተኛ ጉጅለ ገምጋም ፕሮግራማት ባንኪ ዓለም ዘቲየን። እቲ ጉጅለ ካብ 2012 ክሳብ 2022 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበረ ተሳትፎ ዝገምገመ እንትኸውን፥ መስ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ከምዝራኸብ ትፅቢት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝገብሮ ትካላዊ ሪፎርምን ምውፃእ ሕጊን ብመፅናዕቲን ምርምርን ዝተደገፈ ስራሕ ይስራሕ ኣሎ-ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ Desta Jul 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንዝገብሮ ትካላዊ ሪፎርምን ምውፃእ ሕጊን ብመፅናዕቲን ምርምርን ዝተደገፈ ስራሕ ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ እቲ ባይሮ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። መበል ሳልሳይ ኮንፈረንስ መፅናዕቲን ምርምርን ፓርላማ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ላዕለዋይ መምርሒ ምርመራ ገበን ፖሊስ ፌዴራል ይሳለጥ ኣሎ Desta Jul 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን 2015 ዓ.ም ላዕለዋይ መምርሒ ምርመራ ገበን ፖሊስ ፌዴራል ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መርሃ ገብሪ ኣብ ዝተመዝገቡ ዓውታትን ፍፃመታት ለውጢን ዝጠመቱ ኢዮም ተባሂሉ። ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ…
ቢዝነስ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ብዝተፈጠረ ምትእስሳር ዕዳጋ ልዕሊ 300 ሺሕ ሓረስቶት ተረባሕቲ ምግባር ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ Desta Jul 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፤ 24 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ኣብ ዘለዉ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ብዝተፈጠረ ምትእስሳር ዕዳጋ ልዕሊ 300 ሺሕ ሓረስቶት ተረባሕቲ ምግባር ከምዝተኽኣለ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ገሊፁ። ሓላፊ መምርሒ ማርኬቲንግን ኮሙኒኬሽንን እቲ ኮርፖሬሽን ዘመን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተዓጊተ ብምባል ንፍቕረኛኣ 500 ሺሕ ብር ዝሓተተት ውልቀ ሰብ ኣብ መንበሪ ገዝኣ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒላ – ፖሊስ Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እንተይተዓገተት ተዓጊተ ብምባል ንፍቕረኛኣ 500 ሺሕ ብር ዝሓተተት ውልቀ ሰብ ኣብ መንበሪ ገዝኣ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለት ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እታ ተጠርጣሪት ውልቀ ሰብ ናይ ምትላል ገበን ዝፈፀመት÷ ኣብ ክፍለ ከተማ ለሚኩራ ወረዳ 9…