ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዞባ ጌዴኦ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣጀሚሮም Desta Jul 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዞባ ጌዴኦ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣጀሚሮም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ተረኺቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥ ህዝቢ ጌዴኦ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እስራኤል ኣብ ከተማ ጀኒን ባንኪ ዌስት መጥቃዕቲ ፈፂማ Desta Jul 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ከተማ ጀኒን ባንኪ ዌስት ኣብ ልዕሊ ዝርከቡ ፍሊስጤማዊያን መጥቃዕቲ ኣየር ከምዝፈፀመት ኣፍሊጣ። ሚኒስቴር ጥዕና ፍልስጤም ንቢቢሲ ከመዝበልዎ፥ እስራኤል ብዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ ድሮን ሰለስተ ሰባት እንትሞቱ ልዕሊ 20 ሰባት ድማ ከምዝቖሰሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሸሻ ኢትዮጵያ ምስ መፍረዪ መሳርሒታት ሕርሻ ኩባኒያ ቻይና ስምምዕነት ንግዲ ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሸሻ ኢትዮጵያ ምስ መፍረዪ መሳርሒታት ሕርሻ ኩባኒያ ቻይና ዙምላይን ስምምዕነት ንግዲ ተፈሪሙ። ሰነድ እቲ ስምምዕነት ክልተ ምዕራፋት ዘካተተ እንትኸውን÷ እቲ ቀዳማይ ብኽፋል ዝተገጣጠሙ መሳርሒታት ሕርሻ ብምምፃእን ተረፍ ስራሕቲ…
ስፓርት ኣብ ስቶኮልም ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ዳይመንድ ሊግ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊቶም Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሲዊዲን ስቶኮልም ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ዳይመንድ ሊግ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ብዝተፈላለየ ርሕቐት ተዓዊቶም። 7ይ ዙር ውድድር ጉያ ዳይመንድ ሊግ 2023 ኣብ ስቶኮልም ዝተኻየደ እንትኸውን÷ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ብሕብረት ስራሕ ማሕበር ዝህነፁ ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ኣጀሚረን Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ብሕብረት ስራሕ ማሕበር ዝተወደቡ ዓቖርቲ ተጠቀምቲ ዝገብር ህንፀት ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ኣጀሚረን። እቲ ፕሮጀክት÷ ኣብ 54 ሕብረት ስራሕ ማሕበራት መንበሪ ገዛ ዝተወደቡ ልዕሊ 4 ሺሕ ሓበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ፈተና 8ይ ክፍሊ ምሃብ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ፈተና 8ይ ክፍሊ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ይወሃብ ኣሎ። ኣብታ ከተማ ዝርከቡ 75 ሺሕን 100 ተፈተንቲ 8ይ ክፍሊ÷ ኣብ 182 ጣቢያታት መፈተኒ ይፍተኑ ኣለዉ፡፡ ሎሚ ምሃብ ዝተጀመረ ፈተና ፅባሕ ክዛዘም ኢዩ፡፡ ፋና…
ስፓርት ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ሻምፒዮን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2015 ዓ.ም ኮይና Gebremariam Weldegerima Jul 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ሓደ ፀወታ እናተረፋ ሻምፒዮን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2015 ዓ.ም ምዃና ኣረጋጊፃ። ሎሚ መዓልቲ ቅዱስ ጊዮርጊስን ምስ ሃድያ ሆሳዕና ዘራኸበ መበል 29 ሰሙን ፀወታ÷ 9፡00 ሰዓት ኣብ ስታዲየም ዩንቨርሲቲ ሳይንስን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ኣመራርሓን ጀነራል መኮንናትን ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ዝተሰናደአ ዓውደ ምርኢት ጥዕና ዑደት ኣሳሊጦም Gebremariam Weldegerima Jul 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓን ጀነራል መኮንናትን ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ዝተሰናደአ ዓውደ ምርኢት ጥዕና ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ዝተረኸባሉ ዑደት ኣሳሊጦም። እቶም ላዕለዎት ኣመራርሓን ጄነራል መኮንናትን ሎሚ ኣብቲ ዓውደ ምርኢት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝኾነ ይኹን ጫፍ ኢትዮጵያ ዝተምሃርኩም ኩሉኹም ዝተምሃርኩምሎም ኣቢያተ ትምህቲ ሎሚ ናትኩም ሓገዝ ይጠልቡ ኣለዉ – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jul 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝኾነ ይኹን ጫፍ ኢትዮጵያ ዝተምሃርኩም ኩሉኹም ዝተምሃርኩምሎም ኣቢያተ ትምህቲ ሎሚ ናትኩም ሓገዝ ይጠልቡ ኣለዉ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብተሳትፎ ኩሎም ዜጋታን ትካላትን መሰረተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓደ ውልቀ ሰብ ብምቕታል ኣስከሬኑ ቆራሪፆም ናብ ሽቓቕ ዝደርበዩ ተኸሰስቲ ብሞት ክቕፅዑ ተወሲኑ Gebremariam Weldegerima Jul 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)678 ሺሕ ብር ዘውፅእ ብልቓሕ ዝተሸጠ ምሸላ ባሕሪ ንውልቀ ረብሐኦም ንምውዓል ንበዓል ዋና እቲ ንብረት ብምቕታል ኣስከሬኑ ቆራሪፆም ናብ ሽቓቕ ዝደርበዩ ክልተ ተኸሰስቲ ብሞት ክቕፅዑ ተወሲኑ። እቲ ተግባር ኣብ ዞባ ሃዲያ ወረዳ ዱና ዝተፈፀመ ምዃኑ…