ቢዝነስ ኢትዮጵያ ኣብ ፓሪስ ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ንግዲ ፋሽን ፍርያታታ ተፋልጥ ኣላ Gebremariam Weldegerima Jul 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ‘ቴክስ ዎርልድ ኢቮሉሽን ፓሪስ’ ብዝብል ስያመ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፓሪስ ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ንግዲ ፋሽን ፍርያታታ ተፋልጥ ኣላ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፈረንሳይ ማህሌት ሃይሉ ከምዝገለፀኦ÷ እቲ ዓውደ ምርኢት ኣብ ፋሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ረቂቕ በጀት 2016 ዓ.ም ዝጠመተ ዘተ የሳልጥ ኣሎ Desta Jul 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ረቂቕ በጀት 2016 ዓ.ም ዝጠመተ ዘተ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ባይቶ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ ስሩዕ ኣኼብኡ ሕሉፍ ቃለ ጉባኤ መርሚሩ ኣፅዲቑ። ብተወሳኺ ረቂቕ በጀት 2016 ዓ.ም ዝጠመተ ዘተ የሳልጥ ኣሎ። ምክትል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሰራዊት ሰላምን ኣካላት ፀፅታን 1 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ተጀሚሩ Desta Jul 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሰራዊት ሰላምን ኣካላት ፀፅታን 1 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ተጀሚሩ። ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ 17 ሺሕ ሰራዊት ሰላም፣ ኣካላት ፀፅታን ነበርቲ ክፍለ ከተማ ለሚ ኮራን ክሳተፉ ኢዮም ተባሂሉ። ብመሰረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሃዋሳ ብልዕሊ 550 ሚሊየን ብር ዝተሃነፁ ፕሮጀክታት ተመሪቖም Desta Jul 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሃዋሳ ብልዕሊ 550 ሚሊየን ብር ዝተሃነፁ 16 ፕሮጀክታት ተመሪቖም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞን ከንቲባ ምምሕዳር ሃዋሳ ፀጋዬ ቱኬ (ረ/ፕ)ን ነዮም ፕሮጀክታት መሪቖም ንኣገልግሎት ከፊተምዎም። ወፃኢ ቆጠብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 238 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Jul 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 16 ክሳብ 22 ሰነ 2015 ዓ.ም ልዕሊ 238 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ምሓዙ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ። ካብዚ ብተወሳኺ እቶም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ እናዘዋወሩ ዝተረኸቡ 22 ውልቀ ሰባትን 11 ተሽከርከርቲን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ እምነ ኩርናዕ ህንፀት ኮንፈረንስ ሪዞርት ኣርባ ምንጭ ኣንቢሮም Desta Jul 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ እምነ ኩርናዕ ህንፀት ኮንፈረንስ ሪዞርት ኣርባ ምንጭ ኣንቢሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብዝሓ ስራሕቲ ልምዓት ሴክተር ቱሪዝም መኣዲ ንሸገርን መኣዲ ንሃገርን ከምዝተዛዘሙ ገሊፆም። ብብርኪ ሃገር 8 ቦታታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ኣርባንምጭ ኣምሪሖም Desta Jul 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ከተማ ኣርባንምጭ ኣምሪሖም። ብተወሳኺ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ናብታ ከተማ ኣቲዮም። ኣብ ከተማ ኣርባንምጭ እንትበፅሑ ድሙቕ ኣቀባብላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ብሄራዊ ፈተና ሻምናይ ክፍሊ 28 ሰነ 2015 ዓ.ም ክወሃብ እዩ Desta Jul 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብሄራዊ ፈተና ሻምናይ ክፍሊ 28 ሰነ 2015 ዓ.ም ከምዝወሃብ ተገሊፁ። ኣብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ሓፈሻዊ ፅሬት ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ምዘና ትምህርትን ብሄራዊ ፈተናን ኣይተ ክንፈ ፍሰሃ፥ እቲ ፈተና ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ንምዝማን ግደ ዝተዋደዱ ፓርክታት ኣግሮ ኢንዱስትሪ ልዑል ኢዩ-ኣይተ መላኩ ኣለበል Desta Jul 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ንምዝማን ግደ ዝተዋደዱ ፓርክታት ኣግሮ ኢንዱስትሪ ልዑል ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበልገሊፆም። ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ስትሪንግ ኮሚቴ ዝተዋደዱ ፓርክታት ኣግሮ ኢንዱስትሪ ፌዴራል ተሳሊጡ። ኣይተ መላኩ…
ቢዝነስ ባንኪ ሲዳማ ስራሕ ጀሚሩ Desta Jul 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማይ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ማሕበር ኣክሲዮን ባንኪ ሲዳማ ስራሕ ኣጀሚሮም። ኣብቲ ስነስርዓት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማይ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ሓዊሱ ካልኦት ኣመራርሓ እቲ ክልልን ባንኪን ከምዝተረኸቡ ካብ ቤት ፅሕፈት ርእሰ…