Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 2015 ዓ.ም ልዕሊ 416 ሺሕ ሰባት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩሎም – ከንቲባ ኣዳነች ኣበቤ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 2015 ዓ.ም ልዕሊ 416 ሺሕ ሰባት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩሎም  ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ገሊፆም። መበል ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼባ፣ ራብዓይ ዓመት ዘበን ስራሕ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።…

ፕሬዚዳንት ጆባይደን ንዩክሬን ክላስተር ቦምብ ንክወሃብ ዘሕለፍዎ ዉሳነ ተግባረታዊ ከምዝገብርዎ ኣረጋጊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆባይደን ንዩክሬን ክላስተር ቦምብ ንክወሃብ ዘሕለፍዎ ዉሳነ ተግባረታዊ ከምዝገብርዎ ኣረጋጊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣዝዩ ከቢድ ዝበልዎ ውሳነ ንምዉሳን ንዉሕ ዝበለ እዋን ከምዝወሰዶምን፤ ብመንፅር ዩክሬን ዝገጠማ ሕፅረት ተተኳሲ ግና…

ዝተፈላለያ ትካላትን ንፕሮጀክት መኣዲ ንትውልዲ ዝገብረኦ ደገፍ ይቕፅላ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ትካላትን ንፕሮጀክት መኣዲ ንትውልዲ ዝገብረኦ ደገፍ ይቕፅላ ኣለዋ። እተን ትካላት ኣብ መበል 16 ዙር ልዕሊ 76 ሚሊየን ብር ደገፍ ከምዝገበራ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ብመሰረት እዚ ኮርፖሬሽን…

ብዙሓት ዝተሰረቑ ላፕቶፓትን ኣቑሑት ኮምፒውተርን ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዙሓት ዝተሰረቑ ላፕቶፓትን ኣቑሑት ኮምፒውተርን ምስ ኣርባዕተ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣዲስ ኣባ ኣፍሊጡ። እቶም ተጠርጠርቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ከተማ ወረዳ 8 ኣብ 3 ሹቓት ፅገና ኮምፒውተር ኢዮም ኣብ…

ኣብ ትግራይ እናተውሃበ ዝፀንሐ ብሄራዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ካብ 28 ክሳብ 30 ሰነ 2015 ዓ.ም እናተውሃበ ዝፀንሐ ብሄራዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ ከምዝተዛዘመ ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኪሮስ ጉዕሽ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲኦም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…

ኣይተ ደመቀ ኢትዮጵያ ንኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ እትገብሩ ደገፍ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ኣረጋጊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን  ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ምክትል ኣዶ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካሞኒክ ሳንዛባጋንዋ (ዶ/ር) ዘቲዮም። ሞኒክ ሳንዛባጋንዋ (ዶ/ር) ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ዝካየድ ዘሎ…

ትራንሽን ማኑፋክቸሪንግ ሲሪየስ ሞዴል 20 ቴሌፎን ካሞን ኣፋሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትራንሽን ማኑፋክቸሪንግ ሲሪየስ ሞዴል 20 ቴሌፎን ካሞን ኣብ ኢትዮጵያ ኣፋሊጡ። እቲ ኩባኒያ ንፈለማ እዋን ዘፋለጦ ቴሌፎን ዘመናዊን ዓለም ለኻዊ ዕብየት ቴክኖሎጂ ሞባይል ዘርእይን ኢዩ ተባሂሉ። 108 ሜጋ ፒክስል ካሜራ ፎቶን ቪዲዮን ብፅርየት…

መዐወኒ እፅ፣ ስኒ ሓርማዝ፣ ደረቕ ጫትን ነዳዲን ናብ ሱዳን ክሳገር ክብል ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዐወኒ እፅ፣ ስኒ ሓርማዝ፣ ደረቕ ጫትን ነዳዲን ናብ ሱዳን ክሳገር ክብል ኣብ ኬላታት ከተማ ሑመራ፣ ዲማ፣ ባዕኸርን ራዊያንን ተታሒዙ። እቲ ኣብ 22 ተረሽዋ ዝነበረ መዐወኒ እፅ መበገሲኡ ካብ ከተማ ሻሸመኔ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ብተወሳኺ ብዓል 25…

ኢትዮጵያ ንሃገራት ኣፍሪካ መርኣያ ዝኸውን ስራሕ ትሰርሕ ኣላ – ዳይሬክተር ሲ.ዲ.ሲ ኣፍሪካ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብሓፈሻ ኣብ ዓውዲ ጥዕና እትገብሮም ዘላ ስራሕቲ ንሃገራት ኣፍሪካ መርኣያ ዝኸውን ኢዩ  ክብሉ  ዳይሬክተር ሲ.ዲ.ሲ ኣፍሪካ ጄነራል ዶክተር ዢን ካሴያ ገሊፆም። ብዶክተር ዢን ካሴያ ዝተመርሐ ጉጅለ ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ኣብ ሃገር ለኸ…

ኢትዮጵያን ፖላንድን ሰነድ ስምምዕነት ትሕብብር ታክሲ ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ፖላንድን ሰነድ ስምምዕነት ትሕብብር ታክሲ ከቲመን። ብመሰረት እቲ ስምምዕነት ፕሮግራም ትሕብብር  ታክሲ ክልቲአን ሃገራት ንዝቕፅሉ ሰለስተ ዓማውቲ ተግባራዊ ከምዝግበር ተገሊፁ። እቲ ስምምዕነት ብፍላይ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ገንዘብን…