Fana: At a Speed of Life!

ስምምዕነት ህንፀት ፕሮጀክት ሓይሊ ንምምላእ ዘኽእል ቆፃሪ ሲስተም ቅድመ ክፍሊት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 15 ዓመታት ኣገልግሎት እናሃበ ዝፀንሐ ተቖፃፃሪ ቴክኖሎጂ ቅድመ ክፍሊት ብስማርትን ኤስ.ቲ.ኤስ ቶክ ቴክኖሎጂን ንምትካእ ዘኽእል ስምምዕነት ትግበራ ፕሮጀክት ተፈሪሙ፡፡ እቲ ስምምዕነት ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኣገልግሎት ኤሌክትሪ ኢትዮጵያ ኣይተ…

ፎረም ፈጠራ ዕድል ስራሕ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ፈጠራ ዕድል ስራሕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መእከቢ ኣዳራሽ ሕብረት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ፎረም÷ "ኣብ ኣፍሪካ ኣህጉራዊ ፈጣራ ስራሕ ናፃ ዕዳጋ ዞባ ንግዲ፣ መካተቲ ዲጂታልን ፋይናንስን ምቅልጣፍ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ…

ፈላማይ ክታበት ዓሶ ናብ ሃገራት ኣፍሪካ ክከፋፈል ኢዩ  

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ፈላማይ ክታበት ሕማም ዓሶ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ሃገራት ኣፍሪካ ከምዘከፋፍል ኣፍሊጡ። ውድብ ጥዕና ዓለም ከምዝሓበሮ÷ ኣብ ዝቕፅሉ ክልተ መዓልቲታት 18 ሚሊየን ክታበት ሕማም ዓሶ ናብ 12 ሃገራት ኣፍሪካ ክከፋፈሉ ኢዮም።…

ኣብ ትግራይ ግብሪ ዝኽፈለሉ እዋን ክሳብ 30 መስከረም 2016 ዓ.ም ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ግብሪ ዝኽፈለሉ እዋን ክሳብ 30 መስከረም 2016 ዓ.ም ተናዊሑ። ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ትማሊ 29 ሰነ 2015 ዓ/ም ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ፥ ወድዓዊ ፀገማት ኣብ ግምት ብምእታው ዝተፈላለዩ ውሳነታት ከምዝሃ…

ብሰንኪ ኲናት ጉድኣት ኣጋጢሙዎም ዝነበሩ ድልድላት ተፀጊኖም ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰንኪ ኲናት ጉድኣት ኣጋጢሙዎም ዝነበሩ ድልድላት ፅገና ተገይሩሎም ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጀመሩ ምምሕዳር መገዲታት ኢትዮጵያ ገሊፁ። ፅገና ዝተገበረሎም ድልድላት ካብ መቐለ ናብ ሓውዜን፣ ካብ ኣላማጣ ናብ መኾኒ ከምኡ እውን ካብ ሰቆጣ ናብ ፃታን…

መስኮት ዝውውር ተፃወትቲ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ካብ ዝቕፅል 8 ሓምለ ክኽፈት ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መስኮት ዝውውር ደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ተፃወትቲ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ካብ ዝቕፅል 8 ሓምለ ጀሚሩ ከምዝኽፈት ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ መስኮት ዝውውር ካብ 8 ክሳብ 25 ሓምለ 2016 ዓ.ም ከምዝፀን ተገሊፁ፡፡…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ን2 ሺሕን 904 ሰብ ሃፍቲ ፍቓድ ኢንቨስትመንት ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 2015 ዓ.ም ን2 ሺሕን 904 ሰብ ሃፍቲ ፍቓድ ኢንቨስትመንት ከምዝተውሃበ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ምምሕዳር እታ ከተማ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ባህጊ ኣልማዕቲ መሰረት ብምግባር ለውጢ ምምሕያሽ ኢንቨስትመንት ከምዝገበረ ገሊፁ።…

ሞያተኛታት በዓል መዚ ቡናን ሻሂን ብገበን ግዕዝይና ተጠርጢሮም ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ኬላታት ዝተዋፈሩ 15 ሞያተኛታት በዓል መዚ ቡናን ሻሂን ብገበን ግዕዝይና ተጠርጢሮም ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም። እቶም ተጠርጠርቲ ካብ ህዝቢ ብመሰረት ዝተረኸበ ሓበሬታ፣ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ፣ ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን…

ወርቅነህ ገበየሁ(ዶ/ር) ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ(ዶ/ር) ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማህማት ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ሱዳን ጠመተ ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ። ክልቲኦም ትካላት ኣብ ሱዳን ሰላምን ምርግጋዕን ንክረጋገፅ ዘለዎም ቁርፀኝነት…

ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀፃሊ ዓመት ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ምትእንጋድ ከምዝጅምር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀፃሊ ዓመት ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ምትእንጋድ ከምዝጅምር ሚኒስቴር ባህልን ስፖርትን ገሊፁ። ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ ከይዲ ህንፀት እቲ ስታዲየም ርእዮም። እቶም ሚኒስትር፥ ኣብ 2013 ዓ.ም ሕድሳቱ…