ኣብ ፈጠራ ስራሕ ሕርሻ ልዕሊ 600 ሺሕ መናእሰይ ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮግራም ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ትራንፎርሜሽን ሕርሻን ፋውንዴሽን ማስተርካርድን ኣብ ፈጠራ ስራሕ ሕርሻ ልዕሊ 600 ሺሕ መናእሰይ ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮግራም ዕላዊ ገይሮም፡፡
ኣብ ፈጠራ ስራሕ ሕርሻ ትኹረት ክገብር ኢዩ ዝተባህለ ፕሮግራም “ኤ ዲ ኢ ዋይ” 80 ሚኢታዊ…