ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርክብ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ንምጥንኻር ዝዓለመ ጉዕዞ ባቡር ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ንምጥንኻር ዝዓለመ ጉዕዞ ባቡር ካብ ጅቡቲ ናብ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ትካል በይነ መንግስታትልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ)ን ኤምባሲ ኢትዮጵያን ኣብ ዘሰናድኡዎ ጉዕዞ 100 ዝኾኑ ልኡኻት ጅቡቲ ናብ ኢትዮጵያ ክጓዓዙ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኬንያ ብዘጋጠመ ሓደጋ መኪና ብውሕዱ 48 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Desta Jul 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬንያ ብዘጋጠመ ናይ መኪና ሓደጋ ብውሕዱ 48 ሰባት ከምዝሞቱ ፖሊስ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ሓደጋ ኣብ ምዕራብ ኬንያ ኣብ እትርከብ ከተማ ከሪቾ ሓንቲ ኮንተይነር ፅዒና ዝነበረት ዓባይ መኪና ኣብ ሓደ ሰብ ብፃዕቒ ዝንቀሳቐሰሉ ቦታ ካብ ቁፅፅር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ምስ ገለልተኛ ጉጅለ ገምጋም ፕሮግራማት ባንኪ ዓለም ዘቲየን Desta Jul 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ምስ ገለልተኛ ጉጅለ ገምጋም ፕሮግራማት ባንኪ ዓለም ዘቲየን። እቲ ጉጅለ ካብ 2012 ክሳብ 2022 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበረ ተሳትፎ ዝገምገመ እንትኸውን፥ መስ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ከምዝራኸብ ትፅቢት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝገብሮ ትካላዊ ሪፎርምን ምውፃእ ሕጊን ብመፅናዕቲን ምርምርን ዝተደገፈ ስራሕ ይስራሕ ኣሎ-ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ Desta Jul 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንዝገብሮ ትካላዊ ሪፎርምን ምውፃእ ሕጊን ብመፅናዕቲን ምርምርን ዝተደገፈ ስራሕ ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ እቲ ባይሮ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። መበል ሳልሳይ ኮንፈረንስ መፅናዕቲን ምርምርን ፓርላማ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ላዕለዋይ መምርሒ ምርመራ ገበን ፖሊስ ፌዴራል ይሳለጥ ኣሎ Desta Jul 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን 2015 ዓ.ም ላዕለዋይ መምርሒ ምርመራ ገበን ፖሊስ ፌዴራል ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መርሃ ገብሪ ኣብ ዝተመዝገቡ ዓውታትን ፍፃመታት ለውጢን ዝጠመቱ ኢዮም ተባሂሉ። ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ…
ቢዝነስ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ብዝተፈጠረ ምትእስሳር ዕዳጋ ልዕሊ 300 ሺሕ ሓረስቶት ተረባሕቲ ምግባር ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ Desta Jul 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፤ 24 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ኣብ ዘለዉ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ብዝተፈጠረ ምትእስሳር ዕዳጋ ልዕሊ 300 ሺሕ ሓረስቶት ተረባሕቲ ምግባር ከምዝተኽኣለ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ገሊፁ። ሓላፊ መምርሒ ማርኬቲንግን ኮሙኒኬሽንን እቲ ኮርፖሬሽን ዘመን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተዓጊተ ብምባል ንፍቕረኛኣ 500 ሺሕ ብር ዝሓተተት ውልቀ ሰብ ኣብ መንበሪ ገዝኣ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒላ – ፖሊስ Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እንተይተዓገተት ተዓጊተ ብምባል ንፍቕረኛኣ 500 ሺሕ ብር ዝሓተተት ውልቀ ሰብ ኣብ መንበሪ ገዝኣ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለት ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እታ ተጠርጣሪት ውልቀ ሰብ ናይ ምትላል ገበን ዝፈፀመት÷ ኣብ ክፍለ ከተማ ለሚኩራ ወረዳ 9…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ትገብሮ ህንፀት መሰረተ ልምዓት ከምተጠናኽር ኣምባሳደር ዣኦ ዢዩአን ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ተግባራዊ እናገበሮ ዝርከብ ህንፀት መሰረተ ልምዓት ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩአን ኣረጋጊፆም። መንግስቲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ተግባራዊ እናገበሮ ብዛዕባ ዝርከብ ህንፀት መሰረተ ልምዓት…
ቢዝነስ ኢትዮጵያ እና ጀርመንን ስምምዕነትሓገዝ 1 ነጥቢ 25 ቢሊየን ብር ተፈራሪመን Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ እና ጀርመንን ስምምዕነትሓገዝ 1 ነጥቢ 25 ቢሊየን ብር ተፈራሪመን። እቲ ሓገዝ ኢትዮጵያ ንኤጀንሲ ኢንሹራንስ ንግዲ ኣፍሪካ (ኤ ቲ ኣይ) ትገብሮ ኣስተዋፅኦ ንምድንፋዕ ከምዘኽእል ተገሊፁ፡፡ ዝተገበረ ሓገዝ ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይተ ቀጀላ መርዳሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ መቐለ ኣትዩ Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ቀጀላ መርዳሳ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ፌዴሬሽናት ስፖርት ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ከተማ መቐለ ኣትዩ። ካብ ፌደሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ፣ ካብ ፌደሬሽን ሓመሳ ኢትዮጵያን ካብ ፌዴሬሽን ዳርት ኢትዮጵያን ዝተውፃእፅ ፈፀምቲ…