ስፓርት ኣርሰናል ምስ ዎልቭስ… Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 27 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ናብ ስታዲየም ሞልኒው ብምምራሕ ምስ ዎልቭስ ክትፃወት ኢያ፡፡ መሪሕ እቲ ሊግ ኣርሰናል ምሸት ሰዓት 5 ኣብ ሓደጋ ምውራድ ምስ ትርከብ ወልቭስ ኣብ ትገብሮ ፀወታ፤ ካብ ተኸታሊታ ማንቼስተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 130 ሚሊየን በዝሒ ህዝቢ ዘለዋ ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ ተኸልኪላ ምፅንሓ ልክዕ ኣይኮንን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) mizan mekonen Feb 17, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ልዕሊ 130 ሚሊየን በዝሒ ህዝቢ ዘለዋ ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ ተኸልኪላ ምፅንሓ ልክዕ ኣይኮንን ኢሎም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት እናካየዱ ዝርከቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፆም ረመዳን ወርሒ ፅባሕ ክጅምር እዩ mizan mekonen Feb 17, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 1ሺሕን 447 ፆም ዓብዩን ቅዱስን ረመዳን ወርሒ ብምርኣዩ ፅባሕ ክጅምር እዩ፡፡ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ሸሪዓ ፌዴራል ንፋና ዲጂታል ከምዘረጋገፆ፤ መእተዊ ወርሒ ረመዳን ኣብ ኢትዮጱያ ተረእያ። ወርሒ ረመዳን ኣመልኪቱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቱርክዬ ረጀብ ጠይፕ ኤርዶዋን ተዛትዮም mizan mekonen Feb 17, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቱርክዬ ረጀብ ጠይፕ ኤርዶዋን ተዛትዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ዘተና ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ቱርክዬን ዘሎ ዘላቒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ቱርክዬ ረጀብ ጠይፕ ኤርዶዋን ኣብ መዘከርታ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕንበባ ኣንቢሮም mizan mekonen Feb 17, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ቱርክዬ ረጀብ ጠይፕ ኤርዶዋን ኣብ መዘከርታ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕንበባ ኣንቢሮም። ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ገፀን ኣብ ዘመሓላለፍኦ መልእኽቲ፥ “እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዑደት ፕሬዚዳንት ረጀብ ጠይፕ ኤርዶዋን ስትራቴጂያዊ ምሕዝነት ኢትዮጵያን ቱርኪን ዘጉልህ እዩ mizan mekonen Feb 17, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዑደት ፕሬዚዳንት ረጀብ ጠይፕ ኤርዶዋን ዑደት ኢትዮጵያ እናዓበየ ዝመፀ ስትራተጂካዊ ምሕዝነት ክልቲኤን ሃገራት ዘጉልህ እዩ ኢሉ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር፡፡ ፕሬዚዳንት ረጀብ ጠይፕ ኤርዶዋን ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ናይ ስራሕ ዑደት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዝዳንት ቱርክዬ ረጀብ ጠይፕ ኤርዶዋን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዝዳንት ቱርክዬ ረጀብ ጠይፕ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንቱ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣቀባብላ ገይሮምሎም። ፕሬዚዳንት ረጀብ ጠይፕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ግዜ ፆም ይቕሬታን ምርድዳንን ክጠናኸር ይግባእ – ኣቦታት ሃይማኖት mizan mekonen Feb 17, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ እዋን ፆም ይቕሬታን ምርድዳእን ክጠናኸር ይግባእ ኢሎም ኣቦታት ሃይማኖት። ኣብ ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያን ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያን ዓቢይ ፆም ትማሊ ተጀሚሩ። ሓላፊ መምርሒ ስብከተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ምስ ጄፍሪ ሳክስ (ፕ/ር) ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ጥምረት መፍትሒ ዘላቒ ልምዓት ሕቡራት መንግስታት ጄፍሪ ሳክስ (ፕ/ር) ተዛቲዮም፡፡ ክልቲኦም ወገናት ኢትዮጵያ ኣብ ዝተግበረቶ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ዝተዛተዩ እንትኾኑ፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ዓለም ለኸ መስሕባት ቱሪዝም ሓንቲ ዝኾነት ኢትዮጵያ… Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ብዝሰርሐቶም ስራሕቲ ካብ ዓለም ዝማዕበላ መስሕባት ሓንቲ ክትከውን ክኢላ፡፡ እናዓበዩ ብዝመፅኡ ዓለም ለኸ ጉዕዞታት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2025 ልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ቢሊየን ቱሪስታት ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም…