Fana: At a Speed of Life!

መፍረዪ ሓይሊ ማይ ግድብ ኮይሻ ኣብ ዝተተሓዘ ግዜ ንምዝዛም ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 20፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መፍረዪ ሓይሊ ማይ ግድብ ኮይሻ ኣብ ዝተተሓዘ ግዜ ንምዝዛም ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ። ፈፃሚ ስራሕ እቲ ፕሮጀክት መብራቱ ተሾመ (ኢ/ር) ከምዝገለፅዎ፣ ክሳብ ሕዚ ሓፈሻዊ ኣፈፃፅማ ህንፀት እቲ መፍረዪ ሓይሊ ማይ እቲ ግድብ…

ማንቼስተር ሲቲ ንሞሮካዊ ኣዩብ ቡኣዲ ኣፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 20፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ማንቼስተር ሲቲ ንሞሮካዊ ተፃዋታይ መንእሰይ ኣዩብ ቡኣዲን ብ85 ነጥቢ 6 ሚሊየን ፓውንድ ካብ ፈረንሳዊ ክለብ ሊል ናብ ኢትሃድ ምምፅኡ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ወዲ 18 ዓመት ተፃዋታይ መንእሰይ ኣብቲ ክለብ ንቐፃሊ ሓሙሽተ ዓመታት ክፀንሕ ዝኽእል…

ንተረባሕነት ነበርቲ ከተማና ብቅንዕናን ብተኣማንነትን እናሰራሕና ንርከብ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 20፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ንተረባሕነት ነበርቲ ከተማና ብቅንዕናን ብተኣማንነትን እናሰራሕና ንርከብ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣርባዕተ ዘበናዊ ደው መበሊ መካይን፣ ተርሚናላትን ማእከላት ዕዳጋን ኣብ…

ካብ መድመቒ በዓል ክሳብ ልሙድ ባህሊ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሰብ ተኮር ኣንፈት ልምዓት ናብራ ዜጋታት፣ ብፍላይ ድማ ህፃናት፣ ተምሃሮ፣ ኣረጋውያንን ብዝተፈላለየ ምኽንያታት ሓገዝ ዝጠልቡ ወገናትን ንምምሕያሽ ብዙሓት ተግባራት እናካየደት ትርከብ። መንግስቲ መደመር ዘላቒ ዕቤት ምስ ዕለታዊ…

ኣብቲ ምኽክር ሓባራዊ ምርድዳእ ዝተበፅሐሎም ሓሳባት ዝተሓላለኹ ፀገማት ኢትዮጵያ ዝፈትሑ እዮም – ኢዜማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ ሓባራዊ ምርድዳእ ዝተበፅሐሎም ሓሳባት ዝተሓላለኹ ፀገማት ኢትዮጵያ ንምፍታሕ ዘኽእሉ እዮም ኢሉ ፓርቲ ዜጋታት ኢትዮጵያ ዜጋታት ንማሕበራዊ ፍትሒ (ኢዜማ)። ኣቦ መንበር እቲ ፓርቲ ሙሉኣለም ተገኘወርቅ (ዶ/ር) ሎሚ ኣብ…

ዘብዒ ታሪኽ፣ ፅንዓትን ህልውና ሃገርን

“ካብ ሞት ንላዕሊ ንምሟት” ዝተኣተወ ቃል ኪዳን፣ ሺሕ ግዘ ደም እንተፈሰሰ እውን ብመስዋእትነት ሃገር ንምቕፃል ዝኣተወ ኪዳን…” እዚ ካብ መዝሙር ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ዝተወስደ ተለላ፣ ፅባቐ ቃላት ጥራሕ ዘይኮነስ፣ እቲ ትካል ንህልውና ሃገርን ድሕነት ህዝብታትን ክብል ዝኣተዎ ዘይናጋዕ ናይ…

ኣብ ማእኸል መማዕበሊ ክእለትን ተሃድሶን ናይ ፅባሕ ደቂ ኣንስትዮ እናረአናዮ ንርከብ ለውጢ ካብ ኩሉ ዝበለፀ እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማና ካብ ዝረአ ለውጢ ኩሉ ዝበልፅ ኣብ ማእኸል መማዕበሊ ክእለትን ተሃድሶን ናይ ፅባሕ ደቂ ኣንስትዮ እናረአናዮ ንርከብ ለውጢ ካብ ኩሉ ዝበለፀ እዩ ኢለን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…

ተፈተንቲ 12 ክፍሊ ውፅኢቶም ካብ ሎሚ ምሸት ስዓት 1 ጀሚሮም ክሪኡ ይኽእሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተፈተንቲ 12 ክፍሊ ውፅኢቶም ሎሚ ምሸት ካብ ስዓት 1 ጀሚሮም ክሪኡ ይኽእሉ እዮም ኢሉ ኣገልግሎት ምዘናን ፈተናታትን ትምህርቲ። መዛዘሚ ሰርተፊኬት ካልኣይ ብርኪ ትምህርቲ ኢትዮጵያ ‎ውፅኢት ፈተና ዘመነ ትምህርቲ 2018 ዝግለፀሎም ኣድራሻታት…

ኢትዮጵያ ኣብ ኣገልግሎት ጥዕና ብዝገበረቶ ኢንቨስትመንት ሚልዮናት ተረባሕቲ ገይራ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ሽላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መሰረታዊ ኣገልግሎት ጥዕና ዝተገብረ ኢንቨስትመንት ኣገልግሎታት ጥዕና ብዝበለፀ ናብ ሕብረተሰብ ተበፃሒ ብምግባር ሚልዮናት ፃባሕቲ ክኾኑ ገይሩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ። መበል 76 ጉባኤ ኮሚቴ ውድብ ጥዕና ዓለም ዞባ…

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘፈር ጥዕና ካብ ቁፅሪ ሓሊፉ ሕብረተሰብ ብተግባር ተረባሒ ዝገበሩ ውፅኢታት ተመዝጊቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘፈር ጥዕና ካብ ቁፅሪ ሓሊፉ ሕብረተሰብ ብተግባር ተረባሒ ዝገበሩ ውፅኢታት ተመዝጊቦም ኢለን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ። መበል 76 ጉባኤ ውድብ ጥዕና ዓለም ዞባ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። እተን…