ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማእገር ኢትዮጵያ ዝኾነ ዘተኣማምን ሰራዊት ምክልኻል ተሃኒፁ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ mizan mekonen Aug 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 16፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃገራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ብእሙንነት ክሕሉ ዝኽእል ሰራዊት ምክልኻል ተሃኒፁ ኢሎም ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ። ፍሉይ ወፍሪ ማእከል እዚ መሰልጠኒ፣ ንመበል 45 ግዜ ዘሰልጠኖም “ፅንዓት ኮርስ መሰረታዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ዘተ ዓውዲ ፖለቲካ ካብ ስምዒት ተቓርኖ ወፂኡ ብመገዲ ቕርታ ንኽኸይድ መሰረት ዘንበረ እዩ -ፕሬዚዳንት ታዬ mizan mekonen Aug 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 16፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃገራዊ ዘተ ዓውዲ ፖለቲካ ካብ ስምዒት ተቓርኖ ወፂኡ ብመንገዲ ቕርታ ንኽኸይድ መሰረት ዘንበረ እዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ። ካብ ሓምለ 8 ቀን 2018 ዓ.ም ጀሚሩ ክካየድ ዝፀንሐ ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ስነ ስርዓት መዕፀዊ ይካየድ ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ዘተ ዘላቒ ሰላም ብምስፋን ንኣፍሪካ ኣርኣያ ዝኸውን እዩ – ኦሊሴጉን ኦባሳንጆ mizan mekonen Aug 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 16፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ዘካየደቶ ሃገራዊ ዘተ ዘላቒ ሰላም ንምስፋን ንኣፍሪካ መርኣያ ዝኸውን እዩ ኢሎም ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ፍሉይ ልኡኽ ንቀርኒ ኣፍሪካ ኦሊሴጉን ኦባሳንጆ። ካብ መላእ ኢትዮጵያ ብህዝቢ ዝተወከሉ 4 ሽሕ ተዛተይቲ ዝተሳተፍሉ፣ ካብ ሓምለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ዘተ ናይ ኣፍሪካ ጉዳያት ብኣፍሪካውያን ባዕሎም ናይ ምውሳን ዓቕሚ ዘርኣየ እዩ -ኡሁሩ ኬኒያታ mizan mekonen Aug 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 16፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ነበር ፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬኒያታ፣ ኢትዮጵያ ዘካየደቶ ዕዉት ሃገራዊ ዘተ ኣፍሪካውያን ንጉዳያቶም ባዕሎም ናይ ምውሳን ዓቕሚ ከም ዘለዎም ዘመልክት እዩ ኢሎም። ካብ መላእ ኢትዮጵያ ብህዝቢ ዝተወከሉ 4 ሽሕ ተዛተይቲ ዝተሳተፍዎ፣ ካብ ሓምለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ዝኾነ ይኹን ሰብ ከይተገለለ ድምፂ ኩሉ ክስማዕን ክኽበርን ብትኹረት ተሰሪሑ – ምክትል ዋና ኮሚሽነር ሂሩት ገብረስላሴ mizan mekonen Aug 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 16፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ፤ ዝኾነ ይኹን ክፋል ሕብረተሰብ ከይተገለለ፣ ድምፂ ኩሉ ክስማዕን ክኽበርን ብትኹረት ተሰሪሑ ኢለን ምክትል ዋና ኮሚሽነር ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ሂሩት ገብረስላሴ። ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብህዝቢ ዝተወከሉ 4 ሽሕ ተዛተይቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብመሳርሒ ኩናት ምዝርራብ ድሕሪ ሕዚ ኣብ ኢትዮጵያ ታሪክ ጥራሕ ኮይኑ ክተርፍ እዩ -መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) mizan mekonen Aug 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 16፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብመሳርሒ ኩናት ምዝርራብ ድሕሪ ሕዚ ኣብ ኢትዮጵያ ታሪክ ጥራሕ ኮይኑ ክተርፍ እዩ ኢሎም ዋና ኮሚሽነር ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)። ካብ መላእ ሃገር ብህዝቢ ዝተወከሉ 4 ሽሕ ተዛተይቲ ካብ ሓምለ 8/2018 ዓ.ም ጀሚሩ ን46…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምኽረ ሓሳባት ኣጀንዳ ን4 ሲሕ ተሳተፍቲ ጉባኤ ይቐርቡ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Aug 21, 2026 0 ምኽረ ሓሳባት ኣጀንዳ ን4 ሲሕ ተሳተፍቲ ጉባኤ ይቐርቡ ኣለዉ ካብ 8 ሓምለ 2018 ዓ.ም ጀሚሩ ክካየድ ዝፀንሐ ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ መወዳእታ ምዕራፍ በፂሑ ኣሎ። ኣብ ሸሞንተ ኣጀንዳታት ብምድሃብ ክዝትዩ ዝፀንሑ 4 ሸሕ ተሳተፍቲ ጉባኤተኛታት፤ ኣብዚ ሕዚ እዋነ ኣብ ነፍሲ ወከፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ጥንኩራት ሰብ ሞያ ቴክኖሎጂ ምፍራይ ይግባእ Gebremariam Weldegerima Aug 21, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ጥንኩራት ሰብ ሞያ ቴክኖሎጂ ምፍራይ ይግባእ ኢሉ ኩባንያ ቦይንግ። ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ኩባንያ ቦይንግን ዩኒቨርሲቲ ኣቪዬሽን ኢትዮጵያን ብምትሕብባር ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሃገር ዝመፅኡ ተማሃሮ ን6 ሰሙን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባሕሪ ዝተኸልከሉ ባሕረተኛታት Gebremariam Weldegerima Aug 21, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማይ ንኢትዮጵያ ትማሊኣን ሎሚኣን እዩ። ናይ ትማሊ ታሪኻ ካብ ዓበይቲ ማያት ዝተቐድሐ እዩ። ናይ ሎሚን ፅባሕን ምዕባለኣ እውን ካብ ማይ ዝተነፀለ ኣይኮነን። ቀዳሞት ኢትዮጵያውያን መስመራት ባሕሪ ተቖፃፂሮም ነይሮም። ዓለም ለኸ ንግዲ ኣተኣሳሲሮም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት መሓሙድ ዓሊ ዩሱፍ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኦሊሴጉን ኦባሳንጆ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 21, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሓሙድ ዓሊ ዩሱፍ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካን ነበር ፕረዚዳንት ናይጀርያ ኦሊሴጉን ኦባሳንጆን ተዛቲዮም። ኣብቲ እዋን ዘተ፤ ክልቲኦም ወገናት ብዛዕባ ዞባዊን ኣህጉራዊን ጉዳያት…