1 ጳጉሜን 1 ሃገርና ናብ ብልፅግና ንምብፃሕ ናይ ፅንዓት መንፈስና እነሕድሰሉ ክኸውን ኢዩ – ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)1 ጳጉሜን ኢትዮጵያውያን ብቖራፅነትን ሓድነትን ሃገርና ናብ ዝለዓለ ብራኸ ምዕባለ ንምብፃሕ ናይ ፅንዓት መንፈስና እነሕድሰሉ ዕለት ክኸውን ኢ ኢለን ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)፡፡
1 ጳጉሜን መዓልቲ ፅንዓት ንምኽባር ሚኒስቴር…