ስትራቴጂ ልምዓት መንግስቲ ብምስዓብ ውልቀ ሴክተራት ብልዑል ተለዓዓነት ይሰርሕ ኣሎ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስትራቴጂ ልምዓት መንግስቲ ብምስዓብ ውልቀ ሴክተራት ብልዑል ቅልጣፈን ተለዓዓነትን ብሓባር እናተሰርሐ ይርከብ ኢለን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፀን ኣብ ዘሕለፍኦ መልእኽቲ፤ ውቁብን ፅቡቕን ተገይሩ ብ1…