Fana: At a Speed of Life!

ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ሕፁያት ተወዳደርቲ ዝግዝኡሉ ደምቢ ስነ ምግባር ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንምውድዳር ዝተመዝገቡ ፓርቲታት ፖለቲካን ውልቀ ሕፁያትን ዝግዝኡሉን ዘመሓዳደሩሉን ደምቢ ስነ ምግባር ዕላዊ ገይሩ፡፡ እቲ ስነ ምግባር ደምቢ ዕላዊ ዝኾነ ዝተመዝገቡ ፓርቲታት ኣብ ዝተረኸቡሉ…

ኢትዮ ቴሌኮም “ቴሌስትሪም” ዝተሰመየ ዲጂታል ኣሰራር ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም "ቴሌስትሪም" ዝተሰመየ ዲጂታል ኣሰራርሓ ብዕሊ ኣጀሚሩ። ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ኣብቲ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ከምዝበለኦ፤ ኢትዮ ቴሌኮም ዝህቦ ኣገልግሎት ዕዙዝ ንምግባር ዘኽእል ተግባር እናወገነ ይርከብ።…

ኣገልግሎት ሎጂስቲክስ ዲጂታላይዝ ንምግባር ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣወሃህባ ኣገልግሎት ሎጂስቲክስ ዲጂታላይዝ ንምግባር ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ (ኢባትሎ)፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኢባትሎ ኣብዱልበር ሸምሱ (ኢ/ር) ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ ንኢትዮጵያ ምስ ዕዳጋ ዓለም…

ቦርድ መረፃ ናይ ሕሶት ሓበሬታታት ንምክልኻል ዘኽእል ብሄራዊ ስምምዕነት ምትሕብባር ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ናይ ሕሶትን መደናገሪን መረፃ ተንከፍ ሓበሬታታት ንምክልኻል ዘኽእል ብሄራዊ ስምምዕነት ምትሕብባር ዕላዊ ገይሩ፡፡ እቲ ብሄራዊ ስምምዕነት ምትሕብባር ዕላዊ ኣብ ዝኾነሉ እዋን ኣካቢት እቲ ቦርድ ሜላትወርቅ ሃይሉ÷ 7ይ…

እዚ ፍሉይ ወፍሪታት ሓዱሽ መለለዪ ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)እዚ ፍሉይ ወፍሪታት ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ዝተረኸቡሉ ሓዱሽ መለለዪ ዕላዊ ገይሩ፡፡ መበል 65 ዓመት ምስረታ በዓል እቲ እዚ ብዝተፈላለዩ ስነ ስርዓታት ይኽበር ኣሎ፡፡ ኣብቲ ስነ ስርዓት ካብ…

ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ብሓፈሻ ንኽንደይ ወናብር መረፃ ዘካይድ ይመስለኩም?

ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ብሓፈሻ ንኽንደይ ወናብር መረፃ ዘካይድ ይመስለኩም? 1. ክልል ሃረሪ …..ቁፅሪ ወንበር ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 2፤ ቁፅሪ ወንበር ቤት ምኽሪ ክልል 36፤ 2. ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ …..ቁፅሪ ወንበር ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 35፤ ቁፅሪ…

ኣብ ኣፍሪካ ብገበን ሳይበር ዝተጠርጠሩ 651 ውልቀሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ፖሊስ (ኢንተርፖል) ኣብ ኣፍሪካ ገበን ምጭብርባር ሳይበር ብዝብል ዝተጠርጠሩ 651 ውልቀሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ኣውዒሉ፡፡ ኢንተርፖል ኣብ ኤክስ ገፁ ከምዝሓበሮ÷ ’ኦፕሬሽን ሬድ ካርድ 2 ነጥቢ 0’ ብምባል ብዝሰየሞ ወፍሪ ኢዩ…

ኣዋሽ ኢንሹራንስ ሽፋን ጉዕዞ ዲጂታል ኢንሹራንስ ኣገልግሎት አጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣዋሽ ኢንሹራንስ ምስ መገዲ ኣየር ኢትዮጱያ ብምዃን ኣዋሽ ኢንሹራንስ ሽፋን ጉዕዞ ዲጂታል ኢንሹራንስ ኣገልግሎት አጀሚሩ፡፡ እቲ መርሃ ግብሪ ኣገልግሎት ሽፋን ጉዕዞ ኢንሹራንስ ተበፃሒ፣ ምችው፣ ዘተኣማምንን ስሉጥን ምዃኑ ኣረዲኡ፡፡…

መርሃ ግብሪ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣይተ ኣማን ፍሰሃፂዮን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መርሃ ግብሪ ስነ-ስርዓት ቀብሪ መስራቲን ወናኒን ኢቢኤስ ቴሌቪዥን ኣይተ ኣማን ፍሰሃፅዮን ኣብ መዘከርታ ዓወት ዓድዋ ይካየድ ኣሎ። ኣይተ ኣማን ፍሰሃፅዮን ብዝሓደሮም ሕማም ብሕክምና ክትትል እናተገብረሉም ፀኒሑ ብ4 ለካቲት 2018…

ህንፀት ፕሮጀክት ሶርጋ ኢኮ ሎጅ ኣብ ቀረባ እዋን ክዛዘም እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ህንፀት ፕሮጀክት ሶርጋ ኢኮ ሎጅ ኣብ ቀረባ እዋን ከምዝዛዘም እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ኣብ ቃላይ ሶርጋ እናተሃነፀ ዝርከብ…