ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈንድ ስነ-ህዝቢ ውሕመ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ምትሕብባር ከምዘጠናኽር ገሊፁ Desta Jun 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ምስ ተወካሊ ፈንድ ስነ-ህዝቢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ኮፊ ኩዋሜ ዘቲየን። ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)፥ እቶም ተወካሊ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት ኣብ ስነ ህዝቢ ዝስርሑ ዘለዉ ስራሕቲ…
ቢዝነስ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ወርሒ ሓምለ ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ Desta Jun 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ካብ 23 ሰነ ክሳብ 30 ሓምለ 2015 ዓ.ም ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግዲን ቀጠናዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ፦ ቤንዚን ……………………………………… ብር 69.52 ብሊትሮ ፃዕዳ ናፍጣ………………………………………
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ምስ ላዕለዋይ ሓላፊ ስራሕ ሕብረት ኣውሮፓ ዘቲዮም Desta Jun 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ምስ ኮሚሽነር ማኔጅመንት ጎንፂን ቅልውላውን ሕብረት ኣውሮፓ ጃንዜል ሌናርሲክ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ሰብኣዊን ውሕስነት ምግብን፣ ድርቂ፣ ለውጢ ክሌማን ጎንፂን ምብራቕ ኣፍሪካ ተላዚቦም። ብተወሳኺ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢንቨስትመንት ትኹረት ብምግባር ኣብቲ ኮርፖሬሽን ዝጀመርናዮም ስራሕቲ ኣጠናኺርና ክንቅፅል ኢና – ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Jun 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢንቨስትመንት ተተሓሓዝቲ ጉዳያትን ምስ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ዝጀመርናዮም ስራሕቲ ኣጠናኺርና ክንቅፅል ኢና ክብሉ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ገሊፆም፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትምህርቲ እንሰርሖም ስራሕቲ መናእሰይ ኣብ ተለዋዋጢ ዓለም ንምጉዓዝ ዘድሊዮም ፍልጠትን ክእለትን ንክረኽቡ ዝገብር ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Jun 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትምህርቲ እንሰርሖም ስራሕቲ መናእሰይ ኣብ ተለዋዋጢ ዓለም ንምጉዓዝ ዘድሊዮም ፍልጠትን ክእለትን ንክረኽቡ ዝገብር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ዓለም ለኸ ፍሉይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ንተካኢት ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ሰኒየን Desta Jun 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ንተካኢት ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ማማዶ ዲያን ባልድ ሰኒየን። ማማዶ ዲያን ባልድ፥ ኣብ ፃንሒተን ንዝነበረን ግደ እተን ፕሬዚዳንት ምምስጋነን ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ዕደና ንኩባኒያታት ወርቂ ፍሉይ ደገፍ ከምዝገብር ገሊፁ Desta Jun 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ዕደና ንኩባኒያታት ወርቂ ፍሉይ ደገፍ ከምዝገብር ገሊፁ። ሚኒስትር ዕደና ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር) ምስ ኩባኒያት ኣፍረይቲ ወርቂ ዘቲዮም። እቶም ኩባኒያታት ኣብ ዝቕፅል ዓመት ዝሓሸ ፍሪያት ንከፍሪዩ ኣድላዪ ደገፍን ክትትልን ከምዝግበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኽ ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ጅቡቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ክገብር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ልኡኽ ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ጅቡቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ከምዝገብር ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር መለስ ኣለም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ 112 ኣባላትን ዝሓዘ ልኡኽ ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ጅቡቲ ካብ 25 ክሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ምትሕብባር ልምዓት ከምዘጠናኽር ገሊፁ Desta Jun 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ምትሕብባር ልምዓት ከምዘጠናኽር ገሊፁ። ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)፥ ምስ ሓላፊ መትሕብባር ልምዓት ሕብረት ኣውሮፓ ስቴፋን ሎክ (ዶ/ር) ዘቲየን። ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)፥ ኣብቲ ዘተ፥…
ስፓርት ጋንታ ኣርሰናል እንግሊዛዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ምክፍፋል ዲክላን ራይስ ንምፍራም ምስ ዌስትሃም ተስማዕሚዓ Gebremariam Weldegerima Jun 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኣርሰናል እንግሊዛዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ምክፍፋል ዲክላን ራይስ ክብረ ወሰን እታ ጋንታ ብዝኾነ ዋጋ ንምፍራም ምስ ጋንታ ዌስትሃም ዩናይትድ ተስማዕሚዓ። ኣርሰናል ንወዲ 24 ዓመት ተፃዋቲ ንምዝውዋር 100 ሚሊየን ፓውንድ ክፍሊት ከምኡ እውን ተወሳኺ…