ንሰነድ ፖሊሲ ብሔራዊ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ እታወት መተኣኻኸቢ ዝዓለመ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ንሰነድ ፖሊሲ ብሔራዊ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ናይ መዳርግቲ ኣካላት እታወት ንምእካብ ዝዓለመ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ሰነድ ፅባሕ ምስረታ እቲ ትካል ዝጀመረ እታወትን ምውዳድን ሰብ ሞያታት ተወሲኹዎ ዝተሰናደአ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡
ምቹው…