ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ሕርሻ ብነበር ፕሬዚዳን ናይጄሪያ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ቢዝነስ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jun 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ አመንቴ(ዶ/ር) ብነበር ፕሬዚዳን ናይጄሪያ ኦሊሴጎን ኦባሳንጆ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ቢዝነስ ተዛቲዮም። ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዘሎ ሰፊሕ ዓቕሚ ብምጥቃም ኩለመዳይ ተረባሕነት ንምርግጋፅ ብዙሓት ስራሕቲ እናተተግበሩ ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ምስ ኣመራርሓ ቤት ምኽሪ ንግዲ ኣሜሪካ ዘቲዩ Desta Jun 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) ምስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ንግዲ ኣሜሪካ ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ቀዳማይ ምዕራፍ መመሓየሺ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ዝተረከቡ ውፅኢታት ኣብሪሀን። ብተወሳኺ ምድላውን ትሕዝቶን ካልኣይ ምዕራፍ መመሓየሺ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ 2015 ዓ.ም ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ሜትሪክ ቶን ዕድጊት ዘመናዊ ዱኽዒ ተፈፂሙ-መንግስቲ Desta Jun 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓረስቶት ዘልዕልዎ ሕቶ ቀረብ ዘመናዊ ዱኽዒ ምላሽ ንምሃብ ኣብ 2015 ዓ.ም ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ሜትሪክ ቶን ዕድጊት ዘመናዊ ዱኽዒ ከምዝተፈፀመ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ካብዚ እቲ ልዕሊ 669 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ናብ ውሽጢ ዓዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ዓለም ለኸ ትካል ምትሕብባር ትምህርቲ ዘንበሮም ኣንፈታት ኣብ ምትግባር ኢትዮጵያ ቁርፀኛ ኢያ ኢሎም Desta Jun 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ዓለም ለኸ ትካል ምትሕብባር ትምህርቲ ዘንበሮም ኣንፈታት ኣብ ምትግባር ኢትዮጵያ ቁርፀኛ ኢያ ኢሎም። ዓለም ለኸ ትካል ምትሕብባር ትምህርቲ(ኦኢሲ) ፈላማይ ፍሉይ ጉባኤኡ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ናብ ንቡር ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ Desta Jun 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ናብ ንቡር ንምምላስ ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ገሊፁ። ኣብቲ ክልል በቢብርኩ ዝርከቡ ሓለፍቲን ሰብ ሞያን ዓውዲ ትራንስፖርት ብሙሉእ ዓቕሚ ናብ ስራሕ ንክኣትዉ ዝዓለመ ስልጠና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣብ 90 መዓልታት ኣብ ዝፍፀሙ ስራሕቲ ጠመተ ዝገበረ ዘተ ኣካይደን Desta Jun 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ንጎስጓስ ተግባራዊነት ፈላማይ ቁልዕነት ፍሉት ጠመተ ብምሃብ ኣብ 90 መዓልታት ኣብ ዝፍፀሙ ስራሕቲ ዘድሃበ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ዘተ ኣካይደን። “ህፃናት ተስፋ ፅባሕ ንኣዲስ ኣበባ” በዝብል መሪሕ ሓሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ለኸ ዓውደ ምርኢት ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ንወለዶ ዝሳገር ስራሕቲ ምርምር እናሳለጠት ምዃና ዘርኢ ከምዝኾነ ካርዲናል ብርሃነ ኢየሱስ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jun 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ዓውደ ምርኢት ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ንወለዶ ዝሳገር ስራሕቲ ምርምር እናሳለጠት ምዃና ዘርኢ ከምዝኾነ ሊቀ ጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ብፁእ ካርዲናል ብርሃነ ኢየሱስ ሱራፊኤል ገሊፆም። ሚኒስቴር ጥዕና ምስ ፌዴሬሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፎረም ሩሲያ-ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያን ማሕበር ሩሲያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኤንኤ-ሩሲያ) ምስ ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ውሕመ ብምትሕብባ ዘሰናድኡዎ ፎረም ሩሲያ-ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ፎረም ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2014 ልዕሊ 15 ቢሊየን ብር ውዙፍ ተኣካቢ ሒሳብ ተረኺቡ Desta Jun 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2014 ልዕሊ 15 ቢሊየን ብር ኣብ ዝተፈላላያ ትካላት ውዙፍ ተኣካቢ ሒሳብ ከምዝተረኸበ ዋና ኦዲተር ፌዴራል ገሊፁ። ኣብ እዋኖም ዘይተወራረዱ ውዙፍ ተኣካቢ ሒሳብ ኣብ ዝተገበረ 131 ኣብያተ ዕዮ ብሓፈሻ ልዕሊ 15 ቢሊየንን 125…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዒድ-ኣል ኣድሃ(ኣረፋ) ምኽኒያት ብምግባር ፅባሕ 9 ጊዜ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ Desta Jun 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዒድ-ኣል ኣድሃ(ኣረፋ) ምኽኒያት ብምግባር ፅባሕ 9 ጊዜ መድፍዕ ከምዝትኮስ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ መድፍዕ ሰዓት 12 ከምዝትኮስ ዳይሬክቶሬት ህንፀት ስነ ልቦና እቲ ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ገሊፁ። እዋናዊ…