ኣብ ኣዲስ ኣበባ ን150 ሺሕን 199 ተምሃሮ ከተማ ሓቆፍ ፈተና ንመሃብ ምድላው ተገይሩ – ቢሮ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ን150 ሺሕን 199 ተምሃሮ 6ይን 8ይን ክፍሊ ከተማ ሓቆፍ ፈተና ንመሃብ ምድላው ከምዝተገበረ ቢሮ ትምህርቲ እታ ከተማ ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ምምሕዳር ምዘናን ፈተናን እቲ ቢሮ ዲናኦል ጫላ÷ ነቲ ፈተና ኣድላዪ ዘበለ ምድላው…