ኣብ ከተማ መቐለን ኣኽሱምን ዝርከቡ ባንኪታት ደም ብሙሉእ ዓቕሞም ናብ ስራሕ ከምዝኣተዉ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ መቐለን ኣኽሱምን ዝርከቡ ባንኪታት ደም ብሙሉእ ዓቕሞም ናብ ስራሕ ከምዝኣተዉ ኣገልግሎት ባንኪ ደመን ቲሹን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።።
ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ሃብታሙ ታዬ፥ ብብርኪ ሃገር ካብ ዘለዉ 43 ባንኪታት ደም እቶም ሰለስተ…