ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ረብሓ ንምሕላው ዘኽእል ኣንፈት ዲፕሎማሲ ምኽታል የድሊ – ኣይተ ደመቀ መኮንን Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ዓለም ለኻውን ክልቲኣውን ኩነታት ብምግንዛብ ብሄራዊ ረብሓ ንምሕላው ዘኽእል ኣንፈት ዲፕሎማሲ ምስዓብ የድሊ" ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳይ ወፃእን ኣይተ ደመቀ መኮንን ተዛሪቦም፡፡ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ኢንስቲትዩት ጉዳይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ መረፃ ዳግማይ ህዝበውሳነ ዞባ ወላይታ ብብርኪ ዞባ ጊዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ዳግማይ ህዝበውሳነ ዞባ ወላይታ ብብርኪ ዞባ ጊዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ገይሩ። እቲ ቦርድ 12 ሰነ 2015 ዓ.ም ኣብ 1 ሺሕን 812 ጣቢያታት መረፀ ዘፈፀሞን 849 ሺሕን 896 መረፅቲ ድምፂ ዝሃቡሉን ዳግማይ ህዝበ ውሳነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ፕሬዚዳንት ማክሮን ሃገራት ኣፍሪካ ንምሕጋዝ ንዘርአዩዎ ተበግሶ ኣመስጊኖም Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ሃገራት ኣፍሪካ ንምሕጋዝ ንዘርአዩዎ ተበግሶ ኣመስጊኖም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ሎምቅነ ኣብ ፓሪስ ኣብ ዝተኻየደ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሓዱሽ ስምምዕነት ፋይናንስ ምስታፎም ይፍለጥ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሆስፒታል ሰራዊት ደቡብ ግንባር እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዡር ሱም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላ ንሆስፒታል ሰራዊት ደቡብ ግንባር እምነ ኹርናዕ ኣንቢሮም። ኣብ 18 ሄክታር ዝህነፅ ሆስፒታል 4 ቢሊየን ብር ዛውድእ እንትኸወን፥ ብ ውሽጢ ሰለስተ ዓመት ተሃኒፁ ንኣገልግሎት ክበቅዕ ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንምጅማር ናብ ሃዋሳ ኣቲየን Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንምጅማር ናብ ሃዋሳ ኣቲየን። እተን ፕሬዚዳንት ብብርኪ ክልል ሲዳማ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ማያዊ ኣካላት ከጀምራ ኢየን ናብ ሃዋሳ ኣቲየን ዘለዋ። ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቂ ኣንስትዮ ዲፕሎማሰኛታት ተሳትፎአን ብምጥንኻር ንማዕርነትን ፍትሒን ክሰርሓ ይግባእ -ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቂ ኣንስትዮ ዲፕሎማሰኛታት ኣብ ዓለም ለኸ መድረኻት ዘለወን ተሳትፎ ብምጥንኻር ደቂ ንኣንስትዮ ብማዕርነት ትውክል ፍትሓዊት ዓለም ንምፍጣር ዘለወን ግደ ክዋፅኣ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ፀዊዐን። ዓለም አለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኮንትሮባንድ ዝኣተዉ ዝተፈላለዩ ናይ ሞባይል ስልኪታትን ገይፀ መይፂ ብሩርን ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኮንትሮባንድ ዝኣተዉ ዝተፈላለዩ ናይ ሞባይል ስልኪታትን ገይፀ መይፂ ብሩርን ከምዝሓዘ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኣቶም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ኣብ ክ/ከተማ ኣዲስ ከተማ ወረዳ 8 ፍሉይ ቦትኡ ማእኸል ዕዳጋ ካብ ሕብረተሰብ ብዝተረኸበ ሓበሬታ ኢዮም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ሱዳን ዘሎ ጎንፂ ተበኣኢሱ ቀፂሉ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደ ግዘ ህድእ ካሊእ ግዘ እናተጋደደ ዝፀንሐ ጎንፂ ተዋጋእቲ ሓይሊታት ሱዳን ሎሚ እውን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ከተማ ካርቱም ተጋዲዱ ቀፂሉ ኣሎ፡፡ ጎንፂ ተዋጋእቲ ሓይሊታት ብቀንዱ ኣብ ምብራቕ ካርቱም፣ ካብ ሰሜናዊ ባሕሪን ምዕራባዊ ኣንፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣባባ ገዛ ክራይ ዝተወሰኸሎም ነበርቲ ስምዕታ ዘቕርቡሉ ኣሰራርሓ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣባባ ገዛ ክራይ ዝተወሰኸሎም ነበርቲ እታ ከተማ ስምዕታ ዘቕርቡሉ ኣሰራርሓ ዕላዊ ተገይሩ። ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣባባ 30 ለካቲት 2015 ዓ.ም ብመሰረት ዘመሓላለፎ ዝኾነ ይኹን መካረዪ ክሳብ ዝተወሰነ ግዘ ክራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ኮሚቴ መተግበሪ ናፃ ዞባ ንግዲ ኣፍሪካ ብዕሊ ስርሑ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለያ ትካላት ፌዴራል ብዝተውፃእፅኡ ሓለፍቲ ስራሕ ዝተወደበ ብሄራዊ ኮሚቴ መተግበሪ ናፃ ዞባ ንግዲ ኣፍሪካ ብዕሊ ስርሑ ጀሚሩ፡፡ ናፃ ዞባ ንግዲ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ናይ ኣቑሑትን ኣገልግሎትን ‘ንግድ ኦፈር’ ኣብ ቀረባ እዋን ንማክሮ ኮሚቴ…