Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 454 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈለለዩ ጨንፈር ኣብያተ ፅሕፈት ጉምሩኽ ልዕሊ 454 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ እቶም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ እናዘዋወሩ ዝተረኸቡ 11 ውልቀ ሰባትን 4 ተሽከርከርቲ ኣብ…

መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ክልል ትግራይ ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ እናቕረበ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ክልል ትግራይ ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ወገናት ሓገዝ እናቕረበ ምዃኑ ኮሚሽን ኣመራርሓ ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ምግቢ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ፡፡ መንግስቲ ፌዴራል ኣብቲ ክልል ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድልዮም…

ፕሬዚዳንት ፑቲን ሓሳብ ሰላም ኣፍሪካ ኣብ ሰላም ሩሲያ-ዩክሬን መሰረት ክኸውን ከምዝኽእል ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ሓሳብ ሰላም ኣፍሪካ ኣብ ሞንጎ ሩሲያ-ዩክሬን እናተኻየደ ዝርከብ ኲናት ጠጠው ንምባል መሰረት ሰላም ክኸውን ከምዝኽእል ገሊፆም፡፡ ንሬውተርስ ፀሪሑ ኣልጄዚራ ከምዝፀብፀቦ÷ ኣፍሪካያን መራሕቲ ዘቕረቡዎ ትልሚ ሰላም ዋላ…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያን ንቡሩንዲ 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ሴካፋ ትሕቲ 18 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንተጋጣሚታ ቡሩንዲ 2 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡ እሙሽ ዳንኤል ቅድሚ ዕረፍቲን ድሕሪ ዕረፍቲን ብዘመዝገበን ክልተ ሸቶታት ኢያ ኢትዮጵያ ክትዕወት ክኢላ፡፡…

ጉጅለ ሕክምና ቻይና ኣብ ኢንዱስትሪ ዞባ ምብራቕ ንዝሰርሑ ሰራሕተኛታት ናፃ ግልጋሎት ምርመራን ሕክምናን ይህቡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ሕክምና ቻይና ኣብ ኢንዱስትሪ ዞባ ምብራቕ ንዝሰርሑ ሰራሕተኛታት ናፃ ግልጋሎት ምርመራን ሕክምናን እናሃቡ ይርከቡ፡፡ "ጥዕና ሰራሕተኛታት ኢትዮጵያ ንሕሉ ኢና" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተውሃበ ዝርከብ ናፃ ሕክምና÷ ኣብ ሞንጎ ህዝብታት ቻይናን…

2ይ ዙር ተፈተንቲ 12 ክፍሊ ናብ ዝተመደቡሉ ዩኒቨርሲቲ ይኣተዉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)2ይ ዙር ተፈተንቲ ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ተምሃሮ ናብ ዝተመደቡሉ ዩኒቨርሲቲ ይኣተዉ ኣለዉ። 2ይ ዙር ተፈተንቲ (ተፈጥሮ ሳይንስ) ተምሃሮ ፈተና ናብ ዝወስዱሉ ዩኒቨርሲቲ ካብ ትማሊ ጀሚሮም እናኣተዉ ይርከቡ፡፡ ፅባሕ ድማ ንተፈተንቲ ገለፃ…

ሞሮኮ ኣብ ዓውዲታት ባንኪን ካልኦት ዓውዲታትን ብምትሕብባር ምስ ኢትዮጵያ ክሰርሕ ኢየ ኢላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሞሮኮ ኣብ ዓውዲታት ባንኪን ካልኦት ዓውዲታትን ብምትሕብባር ምስ ኢትዮጵያ ከምትሰርሕ ኣምባሳደር ሞሮኮ ኣብ ኢትዮጵያ ኔዛ ኣሎዩ ምሃምዲ ገሊፀን። ኣምባሳደር ኔዛ ኣሎዩ ምሃምዲ፥ ኩለመዳይ ዓውዲታት ምትሕብብባር ክልቲአን ሃገራት ብውፅኢታዊነቱ…

ዩኒቨርሲቲ ኣኽሱም ስራሕቲ ምምሃር ምስትምሃር ዳግም ንምጅማር ተምሃርኡ ፀዊዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣኽሱም ብሰንኪ ኲናት ኣቋሪፁዎ ዝነበረ ስራሕቲ ምምሃር ምስትምሃር ዳግም ንምጅማር ቅድመ ምድላው ብምዝዛም ተምሃርኡ ንምዝገባ ፀዊዑ። ብመሰረት እዚ 3ይን ዓመትን ልዕሊኡን ዝኾኖም ስሩዕ ተምሃሮ ቅድመ ምረቓ፣ ኩሎም ተምሃሮ ክፍሊ ሕክምናን…

ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ከተማ ሳውላ ንዝህነፅ ሞዴል ካልኣይ ብርኪቤት ትምህርቲ እምነ ኩርናዕ ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስተር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ክልል ደቡብ ከተማ ሳውላ ንዝህነፅ ሞዴል ካልኣይ ብርኪቤት ትምህርቲ እምነ ኩርናዕ ኣንቢሮም። ህንፀት እቲ ቤት ትምህርቲ ሙሉእ ወፃኢኡ ዝሽፍኖ፥ “ሰዎች ለሰዎች” ዝተብሃለ ግብረ ሰናት ትካል ከምዝኾነ…

ካብ ዝቕፅል ዓመት ጀሚሩ ኣብ ልዕሊ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ውልቀ ዝትግበር ኣገዳዲ መምርሒ ተሰናዲኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝቕፅል ዓመት ጀሚሩ ኣብ ልዕሊ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ውልቀ ዝትግበር ኣገዳዲ መምርሒ ከምዝተሰናደአ ተገሊፁ። እቲ መምርሒ መውፅኢ ፈተና ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዝወስዱ ተምሃሮ እንተነኣሰ 25 ሚኢታዊ ምሕላፍ እንተዘይክኢለን ዓውዲታት…