ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ዝተፈላለዩ ሹመታትን ኣዋጃትን ብምፅዳቕ ተዛዚሙ Desta Jul 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ዝተፈላለዩ ሹመታትን ኣዋጃትን ብምፅዳቕ ተዛዚሙ። ብመሰረት እዚ ተመስገን ዲሳሳ(ዶ/ር) ዋና ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ብምዃን ተሸይሞም። ብተወሳኺ ሓለፍቲ ዝተፈላለያ ትካላት እቲ ክልል ዝኾኑ 11 ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንተፈተንቲ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ኣብ ኣወሃህባ ፈተና ዝጠመተ መብርሂ ተዋሂቡ Desta Jul 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንተፈተንቲ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ኣብ ኣወሃህባ ፈተና ዝጠመተ መብርሂ ተዋሂቡ። ነቲ ፈተና ዝወስዱ ተምሃሮማሕበራዊ ሳይነስ ናብ ዘዝተመደቡሉ ዩንቨርስቲ ከምዝኣተዉ ይፍለጥ። እቶም ተምሃሮ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ንዝወሃቦም ፈተናን ትካላዊ ምድላውን ዝጠመተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንምብራቕ ኣፍሪካ ግልጋሎት ብመሃብ ሸርፊ ወፃኢ ዘምፅእ ትካላዊ ዓቕሚ ይፍጠር ኣሎ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Jul 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ምዕሩይነትን ምዘናን ኢትዮጵያ ንሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ግልጋሎት ብመሃብ ሸርፊ ወፃኢ ከምፅእ ዝኽእል ትካላዊ ዓቕሚ እናተፈጠረ ምዃኑ ገሊፁ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኮርፖሬት ሰርቪስ እቲ ትካል ጋሻው ተስፋዬ፥ ንፍርያትን ግልጋሎትን ላቦራቶሪ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቻይና ዋንግ ዪ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ንክኾኑ ሸይማ Desta Jul 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣስታት ሸውዓተ ወርሒ ዘገልገሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ነበር ኲን ጋንግ ካብ መዝነቶም ከምዝተኣልዩ ተገሊፁ። ጋንግ ብዘይተገልፀ ምኽንያት ንነዊሕ እዋን ካብ ዓይኒ ህዝቢ ተሰዊሮም ከምዝፀንሑ ተሓቢሩ። እቶም ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ነቲ መዝነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጣሊያን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ናይ ምጥንኻር ድልየት ከምዘለዋ ገሊፃ Desta Jul 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣሊያን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ናይ ምጥንኻር ድልየት ከምዘለዋ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ኤድሞንዶ ቺሬሊ ገሊፆም። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ምስ ሚኒስትር…
ስፓርት ኣብ ኮንፌዴሬሽን ካፕ ንኢትዮጵያ ትውክል ጋንታ ባህር ዳር ከተማ መጋጥምታ ፈሊጣ Gebremariam Weldegerima Jul 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካፍ ኮንፌዴሬሽን ካፕ ንኢትዮጵያ ትውክል ጋንታ ባህር ዳር ከተማ መጋጥምታ ፈሊጣ። እታ ጋንታ ኣብ ቀዳማይ መፃረዪ ፀወታ ኮንፌዴሬሽን ምስ ታንዛኒያዊት ጋንታ ኣዛም ክትራኸብ ኢያ። እዚ ፀወታ እንተስዒራ÷ ኣብ ካልኣይ ዙር መፃረዪ ፀወታ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ምስ ስዊዘርላንድ ዘለዋ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ክተጠናኽር ኢያ – ለሊሴ ነሜ Desta Jul 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ስዊዘርላንድ ዘለዋ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ንምጥብንኻር ድልየት ከምዘለዋ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ለሊሴ ነሜ(ኢ/ር) ገሊፀን። እተን ኮሚሽነር ምስ ኣምባሳደር ስዊዘርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ታማራ ሞና ዘቲየን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካቢኔ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ልዕሊ 17 ቢልየን ብር በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ኣፅዲቑ Desta Jul 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ልዕሊ 17 ነጥቢ 3 ቢልየን ብር በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ኣፅዲቑ። እቲ ካቢኔ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ዝቐረበሉ ረቂቕ በጀት ዓመተ 2016 ብዝርዝር ከምዝዘተየ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ ነቐፃሊ ዓመት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ መራሕቲ ልምዓት ሓይሊ ሰብ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jul 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ መራሕቲ ልምዓት ሓይሊ ሰብ ኣፍሪካ ኣብ ታኒዛኒያ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ “ምቅልጣፍ መዕባለ ኢኮኖሚ ኣፍሪካ፣ መናእሰይ በትምህርቲን ክእለትን ብምብቃዕ ፍሪያቶም ምስሳን” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። ብምክትል ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 27 ዝተሰረቑ ካሜራታት ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Jul 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለየ መጠንን ምልክት ስርሒትን ዘለዎም 27 ዝተሰረቑ ካሜራታት ከምዝተትሓዙ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቶም ካሜራታት ትማሊ 17 ሓምለ 2015 ዓ.ም ኣብ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ከተማ ወረዳ 8 ፍሉይ ሽሙ ማዕኸል ዕዳጋ ይርጋ ሃይሌ እናዳ ፅገና…