ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሰ ምምሕዳር ኣሻድሊ ሓሰን ንዝተፈላለዩ ቦታታት ሓላፍነት ሽመት ሂቦም Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣሻድሊ ሓሰን ንዝተፈላለዩ ቦታታት ሓላፍነት ሽመት ሂቦም። ብመሰረት እዚ፦ ኣይተ ኣበራ ባያታ - ኣማኻሪ መሰረተ ልምዓት ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ መሓመድ ኣብዱላዚዝ - ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣመራርሓ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኢኮኖሚ ዓለም ምርግጋዕ እናርአየ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮኖሚ ዓለም ምርግጋዕ እናርአየ ምዃኑ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ገሊፁ። ኣይ ኤም ኤፍ ኣመሓይሹ ኣብ ዘውፀኦ ሪፖርት÷ ኢኮኖሚ ዓለም ኣብ ዝሓለፉ ሒደት ዓማቲ ብምኽንያት ዘጋጠሙዎ ዝተፈላለዩ ማሕለኻታት ቅልውላው ኣጋጢሙዎ ምፅንሑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንደቂ ሰብኣያ ብዘስካሕኽሕ ኩነታት ዝቐተለት ውልቀ ሰብ መቕፃዕቲ ሞት ተፈሪዱዋ Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሸገር ክፍለ ከተማ ቡራዩ ወረዳ ከታ ንክልተ ደቂ ሰብኣያ ብዘስካሕኽሕ ኩነታት ዝቐተለት ውልቀ ሰብ ናይ ሞት መቕፃዕቲ ተፈሪዱዋ። ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ከተማ ሸገር ሎሚ ኣብ ዝወዓሎ መጋባእይኡ ደቂ ክልተ ዓመትን 12 ዓመትን ደቂ ሰብኣያ ኮነ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ብምኽንያት ልዑል ሙቐት ዝተወለዐ ሰደድ ባርዕ ሓዊ ልዕሊ 40 ሰባት ንሕልፈት ከምዝተቓልዑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዑል ሙቐት ብዘስዐቦ ሰደድ ባርዕ ሓዊ ልዕሊ 40 ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። ኣብ ኣልጄሪያ፣ ጣሊያንን ግሪክን ዘሎ ሰደድ ባርዕ ሓዊ ናብ መንደራትን መዘናግዒ ቦታታትን ብምስፍሕፍሑ ህይወት ሰባት ምሕላፉ ተሓቢሩ፡፡ ካብዚ ሓሊፉ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብጎንፂ ጉድኣት ዝበፅሖም ከባቢታት መሊስካ ንምህናፅ ዝውዕል 60 ሚሊየን ዶላር በጀት ፀዲቑ Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ኮሚቴ ፕሮጀክት ብጎንፂ ጉድኣት ዝበፅሖም ከባቢታት መሊስካ ምህናፅ ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ብጎንፂ ጉድኣት ኣብ ዝበፅም ከባቢታት ንተግባር ዳግመ ህንፀትን ዝውዕል 60 ሚሊየን ዶላር በጀት ኣፅዲቑ፡፡ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ኣብ ዝተኻየደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋን ክረምቲ ኣብ ድልድላት ዝበፅሕ ጉድኣት ንምንካይ ኣሽከርከርቲ ኣድላዪ ጥንቃቐ ንኽገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ232 ሚሊየን ብር ወፃኢ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ፈሪሶም ዝነበሩ ድልድላት ብምህናፅን ብምፅጋንን ንግልጋሎት ክፍቲ ምግባር ከምዝተኸኣለ ምምሕዳር መገዲታት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ምምሕዳር ዳይሬክተር ስራሕቲ ድልድልን ስትራክቸርን ጌትነት ዘለቀ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ መራሕቲ ሩሲያ ኣፍሪካ ፅባሕ ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሴንት ፒተርስበርግ ዝካየድ ጉባኤ መራሕቲ ሩሲያ ኣፍሪካ ፅባሕ ከምዝጅመር ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዱሲያ ኣፍሊጡ። ንክልተ መዓልቲታት ኣብ ዝፀንሕ ጉባኤ÷ 49 ሃገራት ኣፍሪካ ከምዝሳተፋ ተገሊፁ። ሓጋዚ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ዝኾኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሶማሌ ንዝህነፅ ሞዴል 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ እምነ ኹርናዕ ተቐሚጡ Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅሬት ትምህርቲ ብፍትሓውነት ንምብፃሕ እናተሰርሐ ከምዝርከብ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም። ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)÷ ኣብ ክልል ሶማሌ ዞባ ፋፋብ ወረዳ ባቢሌ ቀበሌ ኣቦሽ ንዝህነፅ ሞዴል 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኦቦሻ እምነ ኹርናዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዚ ሰሜን ምዕራብ ለውጢ ዝወለዶ የማናይ ኢድ ሰራዊት ምክልኻል ኢዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ሰሜን ምዕራብ ኣብ ውሽጢ ኣፀጋሚ ፖለቲካዊ ኩነታት ለውጢ ዝወለዶ የማናይ ኢድ ሰራዊት ምክልኻል ኢዩ ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። መዛዘሚ ዘተ ዓመታዊ ኣፈፃፅማ ስራሕ እቲ እዚ ተኻይዱ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ምሃብ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ካልኣይ ብርኪ ትምህርቲ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ 2015 ዓ.ም ምሃብ ተጀሚሩ። ሎሚ መዓልቲ ተፈተንቲ ማሕበራዊ ሳይንስ ተምሃሮ ኣብ ዩኒቨርሲቲታት ፈተነኦም እናወሰዱ ከምዝርከቡ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ፡፡ ሃገር ለኸ ፈተና ማሕበረዊ…