ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ቆንስል ክብሪ ቤላሩስ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም Desta May 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ቆንስል ክብሪ ቤላሩስ ኣብ ኢትዮጵያ ዲሚትሪ ሉካሼንኮን ዘቲዮም። እቶም ቆንስል ክብሪ፥ ኢትዮጵያንን ኢትዮጵያውያንን ኣብ ምብራቕ ኣውሮፓ ብምውካል ንዘርኣይዎ ቁርፀኝነት…
ቢዝነስ ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ካብ ንግዲ ሰደድ ወፃኢ ልዕሊ 2 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ Desta May 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ 2015 ዓ.ም ካብ ንግዲ ሰደድ ወፃኢ ልዕሊ 2 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ገሊፁ። እቲ ኣታዊ ዝተፈላለዩ ፍሪያታት ብምልኣኽ ዝተረኸበ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ንግዲ ዝለምዐ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ቪኦን.ቴሌኮም” ኣብ ኢትዮጵያ ንክሰርሕ ፃውዒት ቀሪቡ Desta May 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)“ቪኦን.ቴሌኮም” ኔዘርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ንክሰርሕ ፃውዒት ቀሪቡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ “ቪኦን.ቴሌኮም” ግሩፕ ማቲው ጋልቫኒ ዘቲዮም። ቪ ኦን ቴሌኮም ዘለዎ ለምዲ ብምንኣድ፥ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓ፣ ኣርታዕቲን ካልኦት ሞያዊያንን ሚዲያ ኣብ ኤግዚብሽን ግብርና ዑደት ገይሮም Desta May 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ፣ ኣርታዕቲን ካልኦት ሞያዊያንን ሚዲያ ኣብ ኤግዚብሽን ግብርና ዑደት ገይሮም። ኣብቲ ዑደት ሚኒስትር ግብርና ግርማ አመንቲን (ዶ/ር) ሓዊሱ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)ን ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓ ስራሕ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሃንጋሪ ካብ ሕብረት ኣውሮፓ ንዩክሬን ክተሓላለፍ ዝነበረ ኣፅዋር ኲናት ምእጋዳ ተገሊፁ Desta May 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃንጋሪ ካብ ሕብረት ኣውሮፓ ንዩክሬን ክተሓላለፍ ዝነበረ 544 ሚሊየን ዶላር ዝግመት ኣፅዋር ኲናት ምእጋዳ ተገሊፁ። “እቲ ኣፅዋር ዩክሬን ንምዕጣቕ ጥራሕ ዝውዕል እንተኾይኑ ብግዝኣተይ ኣይሓልፍን” ነዚ ውሕስና ይወሃበኒ ክትብል ምሕታታ ኣር ቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕገ መንግስቲ ፌዴሪኢ “ይመሓየሽ”፤ “ኣይመሓየሽ” ኣብ ዝብሉ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ Desta May 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ሕገ መንግስቲ ፌዴሪኢ ይመሓየሽን ክመሓየሽ ኣይብሉን” ኣብ ዝብሉ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ። እቲ መድረኽ ዘተ ኢንስቲትዩት መፅናዕቲ ፖሊሲ ኢትዮጵያ ዘሰናድኦ እንትኸውን፥ “እቲ ሕገ መንግስቲ ድሕሪ 30 ዓመታት ክመሓየሽ ይግባእ ዲዩ?…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ኤግዚብሽን ኤክስፖን ኮንስትራክሽን እቲ ዓውዲ ንምምዕባል ከምዝሕግዝ ተገሊፁ Desta May 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ኤግዚብሽን ኤክስፖን ኮንስትራክሽን እቲ ዓውዲ ንምምዕባል ከምዝሕግዝ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ገሊፀን። ኤግዚብሽን ኤክስፖን ኮንስትራክሽን ጠሚተን እተን ሚኒስትር ኣብ ዝሃብኡ መብርሂ፥ እቲ…
ስፓርት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ተጀሚሩ Desta May 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ከምዝተጀመረ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ገሊፁ። መበል 52 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ብራኸ ዝላ ደቂ ኣኒስቲዮ፣ መዛዘሚ ብራኸ ዝላ ደቂ ተባዕቲዮ ከምኡወን ብ800 ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮን ደቂ ኣኒስቲዮን…
ቢዝነስ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ መዓልታዊ 25 ሽሕ ኩንታል ምፍራይ ኣብዚ ሰሙን ክጅምር ኢዩ Desta May 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ካብ ዘለናዮ ሰሙን ኣትሒዙ መዓልታዊ ገሊፁ። እቲ ፋብሪካ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ዝነበረ ኲናት ብሙሉእ ዓቕሙ ከፍርየሉ ዝኽእለሉ ኩነታት ተዓናቒፉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ልኡኽ ፓርላማ ደቡብ ኣፍሪካ ልውውጥ ልምዲ ንምክያድ ናብ ኢትዮጵያ መፂኦም Desta May 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ልኡኽ ፓርላማ ደቡብ ኣፍሪካ ልውውጥ ልምዲ ንምክያድ ናብ ኢትዮጵያ መፂኦም። ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተፀዋዒ መንግስቲ ሚኒስትር ዴኤታ ምህረቱ ሻንቆ (ረ/ፕ)፥ ነቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምኻድ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።…