Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ ትግራይ ንዝርከባ ትካላት ጥዕና ዝኸውን ደገፍ ናውቲታት ጥዕና ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከባ ትካላት ጥዕና ዝኸውን ደገፍ ናውቲታት ጥዕናን መድሓኒትን ኣረኪቡ። ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ እቲ ሚኒስቴር ኣብ ትግራይ ብምኽኒያት ዝነበረ ኲናት ኣብቲ ክልል ዝርከባ ትካላት ጥዕና ዝኸፍአ ዕንወት ከምዘጋጠመን…

ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኣባላት ቤት ምኽሪ ንግዲ ኣሜሪካ መስ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኣባላት ቤት ምኽሪ ንግዲ ኣሜሪካ መስ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍጹም አሰፋ (ዶ/ር) ዘቲዮም። እቲ ዘተ ብቐንዱ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ምቹእነት ንግዲን ኢንቨስትመንትን ጠመተ ዝገበረ ከምዘኾነ ተገሊፁ። ኢትዮጵያ…

ስርዓተ ቀብሪ ኣርቲስት ሂሩት በቀለ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓተ ቀብሪ ኣርቲስት ሂሩት በቀለ ተፈፂሙ። እታ ኣርቲስት ምስ ባንድታት ዳህላክ፣ ዳሽንን ዋልያን ብዙሓት ስራሕቲ ዝሰርሐት ኢያ። ንኣስታት 35 ዓመታት ኣብ ክፍቲ ቲኣትር ፖሊስ ሰራዊት ከምዘገልገለት ድማ ኣብቲ ስነሰርዓት ተገሊፁ። ኣብ…

መርዘን ርእሲ ብምንታይ ይፍወስ?

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርዘን ሓደ ካብቶም ልዕሊ 200 ሕማማት ርእሲ ኮይኑ እቲ ቀንዲ ጠንቂ ሕማም ጥዕና ህዝቢ ከም ዝኾነ ይግለፅ። ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብ ዓለም ካብ 14–15 ሚእታዊት ዝርገሐ መርዘን ከም ዘሎ መርበብ ሓበሬታ ሃገራዊ ቤተ መፃሕፍቲ ሕክምና ከምዘመላኽት ኣብ…

ኣብ ሶማሊያ ዝተዋፈረ ዓቃቢ ሰላም ሰራዊት ኢትዮጵያ ግብኡ ብብቕዓት ይፍፅም ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሶማሊያ ዝተዋፈረ  ዓቃቢ ሰላም ሰራዊት ኢትዮጵያ ግብኡ ብብቕዓትን ብጅግንነትን ይፍፅም ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ሙክታር መሓመድ ዋሬ፣ ወታደራዊ ኣታሼ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ሜጄር ጄኔራል ኣማረ ገብሩን ላዕለዎት…

መርሃ ግብሪ ምፍናው ኣስከሬን ኣርቲስት ሂሩት በቀለ ኣብ ሃገር ፍቅር ቲኣትር ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ምፍናው ኣስከሬን ኣርቲስት ሂሩት በቀለ ኣብ ሃገር ፍቅር ቲኣትር ተሳሊጡ። እታ ኣርቲስት ምስ ባንድታት ዳህላክ፣ ዳሽንን ዋልያን ብዙሓት ስራሕቲ ከምዝሰርሐት ተገሊፁ። ንኣስታት 35 ዓመታት ኣብ ክፍቲ ቲኣትር ፖሊስ ሰራዊት…

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ኦሮሚያ  ልዕሊ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ናውቲታት ትምህርቲ ንትግራይ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ትምህርቲ ክልል ኦሮሚያ 5 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ናውቲታት ትምህርቲ ንትግራይ  ሂቡ። እቲ ደገፍ፥ 61 ኮምፒተራት፣ 100 ሺሕ ጥራዝ፣ 10 ሺሕ ቢሮን ካልኦት ናውቲታትን ዘካተተ ኢዩ። ብድምር ናይ 5 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር…

ፕሬዚዳንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ቻይና ዑደት ስራሕ የሳልጡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ቻይና ዑደት ስራሕ የሳልጡ ኣለዉ። እቶም ፕሬዚዳንት ትማሊ ናብ ቤጂንግ ዝኣተዉ እንትኾኑ፥ ኣብ ፃንሒቶም ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቻይና ሊ ችያንግ ኣብ ክልቲኣዊ ዛዕባታት እተን ሃገራት ከምዝዘተዩ ተገሊፁ።…

ህዝብታት ኣብ ጉዳይ ሃገሮም ሓሳብ ንክህቡ ይስራሕ ኣሎ- መስፍን ኣርዓያ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሸን ዘተ ካብ ፖለቲከኛታት ብተወሳኺ ህዝብታት ኣብ ጉዳይ ሃገሮም ሓሳብ ንክህቡ ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ዋና ኮሚሽነር መስፍን ኣርዓያ (ፕ/ር) ገሊፆም። እቲ ኮሚሽን ኣብ ዞባታት ምብራቕን ምዕራብን ጉጂ፣ ምዕራብ ሸዋ፣ ሆሮ ጉዱሩ ወለጋን ምብራኽ…

ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምስ ተወከልቲ ባንኪ ዓለምን ሚኒስቴር ገንዘብን ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምስ ተወከልቲ ባንኪ ዓለምን ሚኒስቴር ገንዘብን ይዛተ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ጌታቸው ረዳ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ሰመሪታ ሰዋስው ሓዊሱ ተወከት ባንኪ ዓለምን ሚኒስቴር ፋይናንስን፣ ኣባላት…