ዑደት መራሕቲ ሃገራት ኣውሮፓ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን እተን ሃገራትን ዘሎ ርክብ ናብ ምትሕብባር ምምፅኡ ዘርእይ ኢዩ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዑደት መራሕቲ ሃገራት ኣውሮፓ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን እተን ሃገራትን ዘሎ ርክብ ናብ ምትሕብባር ምምፅኡ ዘርእይ ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ።
ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ኣለም፥ መራሄ መንግስቲ ጀርማን ኦላፍ ሹልዝ ምስ…