ኢትዮጵያ ንፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ምላሽ ንመሃብ ዝገበረቶ ፃዕሪ ጭቡጥ ለውጢ ኣምፂኡ ኢዩ – ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓት
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ምላሽ ንመሃብ ዝገበረቶም ለውጢታት ፖሊሲን ስትራቴጂን ጭቡጥ ለውጢ ከምዘምፀኡ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓት ገሊፁ።
እቲ ሚኒስቴር መርሃ ግብሪ መጀመሪ ሓምለዋይ ኣሰር 2015 ዓ.ም ፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢን ብምፅዋር ንዕቤት…