ስፓርት ማንቸስተር ሲቲ ተኸታታሊ ስዕረት ኣተኣናጊዳ Gebremariam Weldegerima Aug 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 3ይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቸስተር ሲቲ ብብራይተን 2 ን 1 ስዕረት ኣተኣናጊዳ፡፡ ብራይተን ንኽትዕወት ነበር ተፃዋታይ ማንቸስተር ሲቲ ጀምስ ሚልነር ብፍፁም ቅላዕን ግሩዳን እንተመዝግቡ፤ ብሕታዊት ሸቶ ማንቸስተር ሲቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ማእኸል ተሃድሶን መማዕበሊን ናይ ፅባሕ ደቂ ኣንስትዮ ዝሰልጠና 810 ሰልጠንቲ ተመሪቐን Gebremariam Weldegerima Aug 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ማእኸል ተሃድሶን መማዕበሊን ክእለት ናይ ፅባሕ ደቂ ኣንስትዮ ንሳልሳይ ዙር ብዝተፈላለዩ ሞያታት እናሰልጠና ዝፀንሓ 810 ሰልጠንቲ ተመሪቐን ናብ ስራሕ ተዋፊረን፡፡ ኣብዚ እዋን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብዘመሓላለፈኦ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቻይናን ህንዲን ካብ ተናሓናሓይነት ናብ ምሕዝነት Gebremariam Weldegerima Aug 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግን ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲን ናይ ነዊሕ እዋን ወጥሪ ዶብ ሓዊሱ ንነዊሕ ዓመታት ድሕሪ ዝፀንሐ ወጥሪ ርክበን ንምጥንኻርን ተስማዕሚዐን። ድሕሪ ሸውዓተ ዓመታት ንፈለማ እዋን ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ መዕርፎ ነፈርቲ ያቤሎ መሪቖም ስራ ኣጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Aug 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ቦረና ዝተሃነፀ መዕርፎ ነፈርቲ ያቤሎ መሪቖም ስራጅ ኣጀሚሮም። ነበርቲ ዞባ ቦረና፣ ከተማ ያቤሎን ከባቢኡን ተጠቀምቲ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ኣየር ብምዃኖም መልእኽቱ እንኳዕ ደስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሪደር ኣዲስ ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን – ጎሮ- ቪኣይፒ መገዲ ኣየር ዘካተቶም ስራሕቲ…. Desta Aug 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍኤም ሲ)ኮሪደር ኣዲስ ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን - ጎሮ- ቪኣይፒ መገዲ ኣየር ኣዲስ ኣበባ ውቅብቲ ካብ ምግባር ብተወሳኺ ንነበርቲ ሰፊሕ ዕድል ስራሕ ፈጢሩ ኢዩ ኢለን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ። ተርሚናልን ልምዓት ኮሪደርን ኣዲስ ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን -…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍሪያት ውሽጢ ዓዲ ምዕዳግ ዕድል ስራሕ ብምፍጣር ሃገራዊ ምዕባለ ኢኮኖሚ ዘሳልጥ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ Desta Aug 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሪያት ውሽጢ ዓዲ ምዕዳግ ዕድል ስራሕ ብምፍጣር ሃገራዊ ምዕባለ ኢኮኖሚ ዘሳልጥ ኢዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ “ጥራት መንደር” ዝተሰናደአ "የኢትዮጵያን ይግዙ" ሃገራዊ ኤክስፖ ሰሙን ንግዲ መሪቖም ከፊቶም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ተሓዳሲ ሓይሊ ብምልማዕ ንምብራቕ ኣፍሪካ ብኤሌክትሪክ ንምትእስሳር ትሰርሕ ኣላ Desta Aug 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ተሓዳሲ ሓይሊ ብምልማዕ ንምብራቕ ኣፍሪካ ብኤሌክትሪክ ንምትእስሳር ትሰርሕ ኣላ ኢሎም ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)። እቶም ሚኒስትር፥ ኢትዮጵያ ሃገራት እዚ ቀጣና ብኤሌክትሪክ ብምዝማድ ማዕኸን ሓይሊ ኣፍሪካ ንምዃን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ሰሙን ንግዲ ኤክስፖ “ናይ ኢትዮጵያ ይዓድጉ” መሪቖም ከፊቶም Desta Aug 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ሰሙን ንግዲ ኤክስፖ “ናይ ኢትዮጵያ ይዓድጉ” መሪቖም ከፊቶም። ሚኒስቴር ንግድን ቀጣናዊ ዝምድናን ዘዳለዎ እቲ ኤክስፖ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ንተኸታታሊ ሽዱሽተ መዓልታት ክፀንሕ ኢዩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ናይ ኢትዮጵያ ፀጋን ፍሪያትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓፈሻዊ ኣሰራርሓ ልምዓት ኮሪደር ንመፃኢ እዋን ተስፋ ዝህበና ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Desta Aug 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓፈሻዊ ኣሰራርሓ ልምዓት ኮሪደር ንመፃኢ እዋን ተስፋ ዝህበና ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ቀዳማይ ምዕራፍ ብኣርባዕተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ መሰረታዊ ውትህድርና ብር ሸለቆ ዘሰልጠኖም ወተሃደራት ኣመሪቑ Desta Aug 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ መሰረታዊ ውትህድርና ብር ሸለቆ ዘሰልጠኖም ወተሃደራት ሎሚ ኣመሪቑ። ሓላፊ ዋና መምርሒ ትምህርቲን ስልጠናን ሰራዊት ምክልኻል ሌ/ጄ ይመር መኮንን፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብጥቡቕ ዲሲፕሊን ዝምራሕ፣ ዝለዓለ ወተሃደራዊ ዓቕሚ ዘለዎ…