መረፃ ስርዓት ሃገረ መንግስቲ ዝጠናኸረሉ መሰረት እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ናይ ሎሚ ዓመት ሓፈሻዊ መረፃ ስርዓት ሃገረ መንግስቲ ዝጠናኸረሉ መሰረት እዩ ኢሎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ንበዓል ዒድ ኣል ኣድሓ (ዓረፋ) ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ከምዝበልዎ፤ ምትእስሳርን…