ኣብ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካን ጣልያን ኣፍሪካን ዲፕሎማሲያዊ ዓወት ተረኺቡ – ሚኒስትሪ ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ መበል 39 ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪካን 2ይ ዋዕላ ጣልያን ኣፍሪካን ሃገራዊ ረብሓታታ ዝሓለወ ዲፕሎማስያዊ ዓወት ረኺባ ኢሎም ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ፡፡
ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ ኣብ ዝሓለፉ…