ህዝቢ ትግራይ ግፍዒን መከራን ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ንምምካት ቃልሱ ከደልድል ኣለዎ – ፓርቲ ትንሳኤ ሰብዓ እንደርታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህዝቢ ክልል ትግራይ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብቲ ክልል እናብፀሖ ዝርከብ ግፍዒን መከራን ንምምካት ዘካይዶ ዘሎ ቃልሲ ከጠናኽር ኣለዎ ኢሎም ኣቦ መንበር ፓርቲ ትንሳኤ ሰብዓ እንደርታ ከበደ ኣሰፋ።
ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ምስ ታሪኻዊ ፀላእቲ ኢትዮጵያ…