Uncategorized ኣብ ክልል ኦሮሚያ ስራሕቲ ሕትመት 32 ሚሊየን መምሀሪ መፃሕፍቲ Desta Aug 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንዘበነ ትምህርቲ 2018 ዝኸውን 32 ሚሊየን ሕትመት መምሀሪ መፃሕፍቲ ንምክያድ ተተሊሙ ይስራሕ ከምዘሎ ቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ገሊፁ። ምክትል ሓላፊ እቲ ቢሮ ቡልቶሳ ኢርኮ (ዶ/ር) ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፥ ኣብ ቀፃሊ ዓመት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ዓፋር 2 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዓመት ዕድመ ዘለዎ ኣውስትሮሎፒቲከስ ቅሪተ ኣካል ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)2 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዓመት ዝፅጋዕ ዕድመ ዘለዎ ቅሪት ኣካል ኣውስትሮሎፒቲከስ ኣብ ክልል ዓፋር ተረኺቡ። በዓል መዚ ሓድጊታት ኢትዮጵያ ከምዘፍለጦ፤ ጉጅለ ሳይንቲስታትን ተመራመርቲን ዩኒቨርሲቲ ስቴት ኣሪዞና ምስቲ በዓል መዚ ብምትሕብባር ኣብ ክልል…
ስፓርት ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ኦሜጋ ጋርመንትን ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ኦሜጋ ጋርመንትን ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም፡፡ ኣብቲ እዋን ስምምዕነት ሓለፍቲ ስራሕ ክልቲኦም ትካላት ዝተረኸቡ እንትኾኑ፤ ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ስምምዕነት በፂሖም፡፡ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ብ13 ሬዲዮ ጣቢያታት፣…
ቢዝነስ ስርዓት ሸርፊ ወፃኢ ብዕዳጋ ክምራሕ ምግባሩ ካብ ባንኪ ወፃእ ዝለኣኽ ገንዘብ የትርፍ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ፍፁም ኣረጋ ስርዓት ሸርፊ ወፃኢ ብዕዳጋ ክምራሕ ምግባሩ መብዛሕትኡ ሸርፊ ወፃኢ ብባንኪታት ኣቢሉ ንኽለኣኽ ኣኽኢሉ ኢዩ ኢሉ። ኢትዮጵያ ኣብ ታሪኻ ንፈለማ እዋን ካብ ሬሚታንስ ልዕሊ ሸውዓተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ንምዐእዋት ግደ መሓዚት ኣካላት ልዑል ኢዩ – መስፍን ኣርዓያ (ፕ/ር) Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)ስራሕቲ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ንምዐእዋት ግደ መሓዚት ኣካላት ልዑል ኢዩ ኢሎም። እቲ ኮሚሽን ክሳብ ሕዚ ብዝወገኖም ተግባራት ግደ መሓዙት ኣካላት ዝገምገመሉን ኣብ ቀፃሊ ዝስርሑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሃረር 96 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ሪጅናል ላቦራቶሪ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ሃረር 96 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ሪጅናል ላቦራቶሪ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ፡፡ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ ኣብቲ እዋን÷ ኣብቲ ክልል ንተበፃሕነትን ፅሬትን ዘፈር ጥዕና ንምድንፋዕ ብትኹረት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቻይናን ህንድን ተቋሪፁ ዝፀንሐ በረራ ኣውሮፕላን ክጅምራ እየን mizan mekonen Aug 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መንጎ ቻይናን ህንድን ንሓሙሽተ ዓመታት ተቛሪፁ ዝፀንሐ ቀጥታዊ በረራ ኣውሮፕላን ናብ ዝተፈላለዩ መብፅሒ ቦታታት ክጅመር እየን፡፡ እቲ ውሳነ ኣብ ዓለምና ብዙሕ ህዝቢ ዘለወን ቻይናን ህንድን ዲፕሎማስያዊ ርክብን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 400 ሜጋ ዋት ሶላር ፓርክና 700 ኪሎዋት ሰዓት ሶላር ሚኒ ግሪድን ናይ ምጅማር ስምምዕነት Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂ ምስ ዓለም ለኸ ሶላር ኣሊያንስ ናይ 400 ሜጋ ዋት ሶላር ፓርክን 700 ኪሎዋት ሰዓት ሶላር ሚኒ ግሪድን ንምጅማር ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪሙ። ሚኒስትር ዴኤታ ማይ ኢነርጂን ሱልጣን ወሊ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ከምዝሉዎ÷…
ቢዝነስ ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣረርቲ ልዕሊ 2 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ዘውፅእ ፍርያት ሴራሚክ ናብ ዕዳጋ ኣቕሪቡ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣረርቲ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ልዕሊ 2 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ዘውፅእ ፍርያት ሴራሚክ ናብ ዕዳጋ ውሽጢ ሃገር ኣቕሪቡ፡፡ መካየዲ ስራሕ እቲ ፓርክ ኣይተ ታደሰ ቦሰት ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ ኣብቲ ፓርክ ኣፍረይቲ ፋብሪካት…
Uncategorized መደመር ብሄራዊ ምርድዳእን ዘላቒ ልምዓትን ዝሃንፅ ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2025 0 አዲስ አበባ፣ ነሐሴ 6፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣም ፋራህ ኣምር መደመር ብሄራዊ ምርድዳእን ዘላቒ ልምዓትን ዝሃንፅ ኢዩ ኢሎም፡፡ መበል 12 ጉባኤ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣፍሪካ ኣብ ጋና ኣክራ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብ መኽፈቲ እቲ ጉባኤ መደረ ዘስምዑ ኣይተ ኣደም…