ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሽረ፣ ኣላማጣን ኮረምን ኣገልግሎት ምሃብ ምጅማሩ ኣፍሊጡ Desta Dec 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ነግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሽረ፣ ኣላማጣን ኮረምን ኣገልግሎት ምሃብ ምጅማሩ ኣፍሊጡ። እተን ባንኪታት ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ ካብ ውሽጢ ዓዲን ወፃእን ዝለኣኽ ገንዘብ ናይ ቕባልን ምቕማሽን ኣገልግሎት ምሃብ ምጅማሩ ካብቲ ባንኪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተማ ዓብደራፊዕ ዳግም ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ረኺባ Desta Dec 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ ዓብደራፊዕ ድሕሪ ክልተ ዓመት ትማሊ ምሸት ዳግም ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ረኺባ። ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ከምዝበሎ፥ እታ ከተማ ስራሕቲ ፅገና ማእኸላይ ታሕተዋይ መስመር ብምዝዛሙ ኢያ ተረባሒት ኣገልግሎት ኮይና። እዋናዊ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንሓረስቶት ዲጂታል ዕድጊት ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ሓረስቶት ስርዓት ዲጂታል ዕድጊት ተጠቒሞም ፍርያት ሕርሻ ዝተዓዳደጉሉ ኣሰራርሓ ዕላዊ ገይሩ። ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ምስ ኤጀንሲ መስፋሕፍሒ ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ኦሮሚያ ንምስራሕ ስምምዕነት ተፈራሪሙ፡፡ እቲ ስምምዕነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሓዱሽ ዝተፀንዐ ሰርዓተ ትምህርቲ ብዝሃ ቋንቋ ኣብዚ ሰሙን ዘተ ክግበረሉ ኢዩ ተባሂሉ Desta Dec 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ሓዱሽ ዝተፀንዐ ሰርዓተ ትምህርቲ ብዝሃ ቋንቋ ኣብዚ ሰሙን ዘተ ክግበረሉ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ ምምሕዳር ምስ ኩሉ ክፋላት ሕብረተሰብ ትምህርቲ ዝጀመሮ ዘተ ኣጠናኺሩ ቀፂሉ ኣሎ። ስለዝኾነ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኩለን ከፍላተ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ውሕመ ሓለዋ ብዝሃ ህይወት ኣብ ምምዕባል ዝርከባ ሃገራት ንምሕጋዝ 20 ቢሊየን ዶላር ረቂቕ ሓገዝ ኣቕሪቡ Gebremariam Weldegerima Dec 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንሓለዋ ብዝሃ ህይወት ኣብ ምምዕባል ዝርከባ ሃገራት ዝግበር ሓገዝ ብንኡሱ ናብ 20 ቢሊየን ዶላር ክብ ንኽብል ዝሓትት ረቂቕ ሓገዝ ኣቕሪቡ። ውሕመ ዘቕረቦ ረቂቕ ብኢኮኖሚ ዝማዕበላ ሃገራት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2025…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዘለዎም ከባቢታት ዝርከባ ሆስፒታላት መሊስካ ብምውዳብ ኣገልግሎት ጥዕና ይወሃብ ኣሎ-ሚኒስቴር ጥዕና Desta Dec 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዘለዎም ከባቢታት ዝርከባ ሆስፒታላት መሊስካ ብምውዳብ ኣገልግሎት ጥዕና ይወሃብ ኣሎ ክብል ሚኒስቴር ጥዕና ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ኣየለ ተሾመ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ስምምዕነት…
ቢዝነስ ናብ ወፃኢ ካብ ዝቐረበ ፍርያት ስጋ ልዕሊ 41 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Dec 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ናብ ወፃኢ ካብ ዝቐረበ ፍርያት ስጋ 41 ሚሊየን 800 ሺሕ ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ በዓል መዚ ሕርሻ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ኣብቲ በዓል መዚ ዳይሬክተር ሴርተፊኬሽንን ኢንስፔክሽንን ኤክስፖርት ማሕረዲ ኣያሌው ሹመት÷ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስትራቴጂ ልምዓት “ብሉ ኢኮኖሚ” ኢትዮጵያ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Dec 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስትራቴጂ ልምዓት “ብሉ ኢኮኖሚ” ኢትዮጵያ ዕላዊ ምዃኑ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ፡፡ ስትራቴጂ ልምዓት ብሉ ኢኮኖሚ÷ ሃፍቲታት ውቅያኖስ፣ ቃላይን ባሕሪን ከምኡ እውን ወደባት ብዘላቕነት ኣብ ረብሓ ምውዓል ማእኸል ዝገበረ ዘፈር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጣቢያ መፈልፈሊ ሓይሊ ረጲ ፅገና ይግበረሉ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣቢያ ደረቕ ርስሓት መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ረጲ ምፅራይ ረሳሕ፣ ፅገና ተርባይንን ጀነሬተርን እናተገበረሉ ምዃኑ ተገሊፁ። መካየዲ ስራሕ እቲ ጣቢያ ኣይተ ብሩክ ኤባ ከምዝበሉዎ÷ ካብ መወዳእታ ወርሒ ጥሪ ጀሚሩ እናተሳለጠ ዝርከብ ፅገና ክሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ፀረ ግዕዝይና ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብብርኪ ክልል ኣብ ከተማ ኣዳማ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ፀረ ግዕዝይና ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብብርኪ ክልል ንመበል 17 ግዘ ኣብ ከተማ ኣዳማ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኣፈ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ሰዓዳ ኣብዱራህማን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን መዳርግቲ ኣካላትን ተረኺቦም፡፡ እቲ…