Fana: At a Speed of Life!

ፀወታ ውድድር ፍፃመ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ምሸት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 22 ፀወታ ውድድር ፍፃመ ፅዋዕ ዓለም ኳታር ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣብ ሞንጎ ኣርጀንቲናን ፈረንሳይን ክካየድ ኢዩ። ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፖውያን 20 ሕዳር 2022 ኣብ ኳታር ዝጀመረ እቲ ውድድር፥ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ሰዓት 12 መዛዘሚኡ…

ተንቀሳቓሲ ንብረት ብዋሕስ ብምትሓዝ ካብ ባንኪ ልቓሕ ምርካብ ዘኽእል ስርዓት ኣብ ሓፂር እዋን ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተንቀሳቓሲ ንብረት ብዋሕስ ብምትሓዝ ኣገልግሎት ልቓሕ ምርካብ ዘኽእል ኣዋጅ ኣብ ቀረባ እዋን ዕላዊ ከምዝግበር ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዶክተር ይናገር ደሴ ገሊፆም። እቲ ኣዋጅ ብፍላይ ኣብ ገጠር ንዝነብሩ ከባብታት ተረባሕቲ ዝገብር እዩ ዝበሉ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ካብ ዝተፈላለያ ኣብያተ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝተውፃእፅኡ መምህራን ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ  ኣዳነች ኣቤቤ ካብ ዝተፈላለያ ኣብያተ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝተውፃእፅኡ መምህራን፣ ምክትል ርእሳነ መምህራንን ሱፐርቫይዘራትን ዘቲየን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ እቲ ዘተ…

ድሕንነት ህዝቢ መቐለ ክሕለው ይግባእ-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕንነት ህዝቢ መቐለ ክሕለው ይግባእ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠሚቱ ዝሃቦ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሰላም ህዝብን ሃገርን እንትበሃል ኣብ ስምምዕነት ሰላም…

ባንኪ ፀሓይ ኣብ ባንክ ኢንዱስትሪ ተነሓናሒ ኮይኑ ንምቕፃል ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ፀሓይ ኣብ ባንክ ኢንዱስትሪ ተነሓናሒ ኮይኑ ንምቕፃል ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፁ። እቲ ባንኪ ምስ ሰብ ኣክሲዮን ፈላማይ ስሩዕ ጉባኤኡን ቀዳማይ ህፁፅ ሓፈሻዊ ጉባኤኡን ኣሳሊጡ። እቲ ባንኪ ካብ ዝነበሮ 2 ቢሊየንን 867 ሚሊየንን 466 ሺሕ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ኣሜሪካ ዝነበሮም ፃንሒት ዓቕሚ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ክብ ዘበለ ኢዩ-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ኣሜሪካ ዝነበሮም ፃንሒት ዓቕሚ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ክብ ዘበለ ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኢታ እቲ ኣገልግሎት ሰላማዊት ካሳ፥ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኸ ትካላትን…

ልዕሊ 141 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 141 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም። ኮሚሽን ጉምሩክ ብዝገበሮ ክትትል 81 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲት ኣታዊ ኮንትሮባንድን 60 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ናይ ወፃኢ ኮንትሮባንድን ኣብ ዝተፈላለዩ…

መንግስቲ ስምምዕነት ፕሪቶሪያ ንምፍፃም ዝጀመሮ ምንቅስቓስ ንኹሎም ኣካላት ብዘሳተፈ መገዲ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ስምምዕነት ፕሪቶሪያ ንምፍፃም ዝጀመሮ ምንቅስቓስ ንኹሎም ኣካላት ብዘሳተፈ መገዲ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ፥ እቲ ስምምዕነት ብዝተቐመጠሉ ኣንፈት ንክትግበር ኩሎም ኣካላት…

እቶት ውሽጢ ዓዲ ንምዕባይን ንልምዓት ዝኾኑ ወፃኢታት ንምሽፋንን ናይ ሓባር ፃዕሪ የድሊ-ሚኒስቴር ገንዘብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እቶት ውሽጢ ዓዲ ንምዕባይን ንልምዓት ዝኾኑ ወፃኢታት ንምሽፋንን ናይ ሓባር ፃዕሪ የድሊ ክብል ሚኒስቴር ገንዘብ ገሊፁ። ሚኒስቴር ገንዘብ፣ ሚኒስቴር ልምዓትን ሚኒስቴር እቶትን ምስ ቢሮ ገንዘብ፣ ፕላንን እቶትን ክልላት ሓበራዊ መድረኽ ኣብ ከተማ…

ናብ ትግራይ 229 ሚሊየን ብር ዘውፅኡ ናውቲ ሕክምና ከምዝተኸፋፈለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ ናብ ክልል ትግራይ ግምቶም 229 ሚሊየን ብር ዘውፅኡ ናውቲ ሕክምና ከምዝተኸፋፈለ ኣገልግሎት ኣቕራቢ መድሓኒት ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ መቐለን ሽረን ዝርከቡ ጨንፈር ቢሮታቱ ብኽፋል ስራሕ ከምዝጀመሩ ኣፍሊጡ።…