Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ስርዓት ቪዛኣ ንኣፍሪካዊያን ብዝበለፀ ብምቕላል ዝላ ከምዘርአየት ፀብፃብ ባንኪ ልዓት ኣፍሪካ ኣመልኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ዓማውቲ ስርዓት ቪዛኣ ንኣፍሪካዊያን ብዝበለፀ ብምቕላል በራ ክፍቲ ብምግባር ዝላ ከምዘርአየት ፀብፃብ ባንኪ ልዓት ኣፍሪካ ኣመልኪቱ። ኣብ ኣፍሪካ ውሑዳት ሃገራት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ ሞንጎ 2016ን 2022…

ኣብ ፕሮግራም ስልጠና ስፔሻሊቲ ሕክምና ልቢ ህፃናት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕናን ኮንጂኒታል ሀርት ኣካዳሚን ኣብ ፕሮግራም ስልጠና ስፔሻሊቲ ሕክምና ልቢ ህፃናት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም፡፡ እቲ ሰነድ ስምምዕነት÷ ሓገዝ ኣካዳሚክ ኣገልግሎት ስፔሻሊቲ ሕክምና ልቢ ህፃናት ዝህቡ ሰብ…

ኣሜሪካ ናብ ዩክሬን ፀረ ሚሳኤል እንተልኢኻ ሩሲያ ግብረ መልሲ ከምትወስድ ኣጠንቂቓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሜሪካ ፓትሪዮት ዝተብሃለ ዘበናዊ ፀረ-ሚሳኤል ናብ ዩክሬን ትልእኽ እንተኾይና ኣድላዪ ዓፀፋዊ ግብረ መልሲ ክወስድ ኢ ክትብል ሩሲያ ኣጠንቂቓ። ኣሜሪካ ፓትሪዮት ዝተብሃለ ኣዚዩ ዘበናዊ ፀረ ሚሳኤል ናብ ዩክሬን ንምልኣኽ ኣድላዪ ቅድመ ምድላው…

1 ሺሕን 14 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 14 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 27 ህፃናትን እንትኾኑ፥ 924 ደቂ ተብዕትዮን 63 ደቂ…

ዓመታዊ ጉባኤ መርሃ ግብሪ ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ጉባኤ መርሃ ግብሪ ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ ሓፈሻዊ እዋናዊ ኩነታት ኢኮኖሚን ኩለመዳይ ዓወታትን ማሕለኻታት ልምዓትን ኢትዮጵያን ኣብሪሀን።…

ኣብ ወርሒ ሕዳር ልዕሊ 32 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ ሕዳር ልዕሊ 32 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስትር ኣብ በጀት ዓመት ወርሒ ሕዳር 30 ቢሊየን 20 ሚሊየን 180 ሺሕ ብር ንምእካብ ሓሲቡ÷ 32 ቢሊየን 785 ሚሊየን 760 ሺሕ ብር ብምእካብ…

ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ካብ 1 ሺሕን 300 ወረዳታት ምልላይ ተሳተፍቲ ዘተ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ካብ 1 ሺሕን 300 ወረዳታት ምልላይ ተሳተፍቲ ዘተ ከካይድ ኢዩ። ብመሰረት እዚ ኣብ ቀረባ እዋን ምዝገባ ከምዝጅምር ገሊፁ። ምክትል ዋና ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ወይዘሮ ሂሩት ገብረስላሴን ኮሚሽነር ዘገየ ኣስፋውን፥ እቲ…

ቢሮ ንግዲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ፀገም ቀረብ ፍርያት ሽኮር ከምዘጋጠሞ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመንፅር ቀረብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፀገም ቀረብ ፍርያት ሽኮር ከምዘጋጠሞ ቢሮ ንግዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ምክትል ሓላፊ እቲ ቢሮ መስፍን ኣሰፋ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ÷ ንዘሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ እናቀረበ ዝርከብ…

ዩዜን ቦልት ናይ ቢቢሲ ስፖርት ሽልማት ህይወት ዘመን ዕዉታት ሰባት ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጃማይካዊ ኣትሌት ዩዜን ቦልት ናይ ቢቢሲ ስፖርት ሽልማት ህይወት ዘመን ዕዉታት ሰባት ተዓዊቱ፡፡ ቦልት ድሕሪ እቲ ሽልማት ንቢቢሲ ስፖርት ኣብ ዝሃቦ ርኢቶ÷ “ጠንኪርካ እንተሰሪሕኻ ትደልዮ ነገር ከምትረክብ ኣነ ህልው ምስክር ኢየ” ክብል ተዛሪቡ።…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሰብ ሃፍቲ ኣሜሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሰብ ሃፍቲ ኣሜሪካ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ጉባኤ ኣሜሪካ-ኣፍሪካ ይሳተፉ ከምዘለዉ ይዝከር። ጎኒ ንጎኒ እቲ ኣኼባ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት…